Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 116 117 118 119 120 365 1180 / 3650
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ

ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ

Radio Erena: 10 May 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ንካልኣይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ተወዳዳሪ ኮይኑ ከምዝቐርብ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓል ፕረዚደንት ጂቡቲ ፈቲሾም

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓል ፕረዚደንት ጂቡቲ ፈቲሾም

Radio Erena: 10 May 2022 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከተማ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓሉ ንፕረዚደንት ጂቡቲ ከምዝፈተሹ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ፈረንሳ ዝምቕማጦም ስድራቤት ፕረዚደ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት፤ ልዕሊ 200 ግዜ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት፤ ልዕሊ 200 ግዜ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ

Radio Erena: 09 May 2022 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፤ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ ብምባል ሓይልታት ሑቲ ከሲሶም። ወሃብ ቃል ኣልሑቲ ብሰንበት 8 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፤ ስዑዲ ዓረብን [...]
ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን፤ ኣብ ዕለት 10 ግንቦት ዝጅምር ሃገራዊ ዘተ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን፤ ኣብ ዕለት 10 ግንቦት ዝጅምር ሃገራዊ ዘተ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 May 2022 ሓደ ካብ ዓበይቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ሱዳን፤ 'ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን'፤ ኣብ መደብ ሃገራዊ ዕርቂ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ ፖለቲካዊ ሰልፊ ብቀዳም 7 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ [...]
ኢትዮጵያ፤ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፤ ጸዓት ኤለክትሪክ ንምሻጥ ስምምዓት ተካይድ

ኢትዮጵያ፤ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፤ ጸዓት ኤለክትሪክ ንምሻጥ ስምምዓት ተካይድ

Radio Erena: 09 May 2022 ኢትዮጵያ፤ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ጸዓት ኤለክትሪክ ክትሸይጥ ስምምዓት ተካይድ ከምዘላ፤ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስተር ጸዓት ደቡብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ሃይማኖታዊ ግጭት ከምዘጉሃዮ፤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ሃይማኖታዊ ግጭት ከምዘጉሃዮ፤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 08 May 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ምስልምናን ክርስትናን ግጭት ምክያዱ፤ ከምዘጉሃዮ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሚሸል ባሸለት ብቀዳም 07 [...]
መንግስቲ ሶማል፤ ካብ IMF ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ

መንግስቲ ሶማል፤ ካብ IMF ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ

Radio Erena: 08 May 2022 መንግስቲ ሶማል፤ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ። ፕረዚደንታዊን ባይቶኣዊን ምርጫ ሶማል፤ በብእዋኑ ክናዋሕ ምጽንሑ ዘቖጠዖም ኣህጉራ [...]
ዩጋንዳ፣ ክብሪ ዋጋ ሃለኽቲ ነገራት ዘንቀሎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ዩጋንዳ፣ ክብሪ ዋጋ ሃለኽቲ ነገራት ዘንቀሎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 May 2022 ኣብ ዩጋንዳ፣ ንክብሪ ዋጋ ሃለኽቲ ነገራት ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየዱ ተመሃሮ፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። እቶም ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ፣ ዘለዎም ስምዕታ ብጽሑፍ ብምድላው ንኣባላት ባ [...]
ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ሚስጢራዊ ርክባት የካይድ ኣሎ፣ ክብላ ብሕታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ወቒሰን

ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ሚስጢራዊ ርክባት የካይድ ኣሎ፣ ክብላ ብሕታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ወቒሰን

Radio Erena: 06 May 2022 ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ መፋርቕ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ግንቦት ክካየድ ተመዲብሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ሚስጢራዊ ርክባት የካይድ ኣሎ፣ ክብላ [...]
ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ዕርቅን ቅርብቲ እንተላ፣ ሕብረት ኤውሮጳ ኩሉ ዓይነት ሓገዝ ክገብር ድሉው ምኳኑ ብመንገዲ ኣምባሳድሩ ገሊጹ

ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ዕርቅን ቅርብቲ እንተላ፣ ሕብረት ኤውሮጳ ኩሉ ዓይነት ሓገዝ ክገብር ድሉው ምኳኑ ብመንገዲ ኣምባሳድሩ ገሊጹ

Radio Erena: 06 May 2022 ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ዕርቅን ቅርብቲ እንተላ፣ ሕብረት ኤውሮጳ ዝከኣሉ ኩሉ ዓይነት ሓገዝ ክገብር ድሉው እዩ ክብል፣ ኣምባሳደር’ቲ ሕብረት ሮላንድ ኮብያ ገሊጹ። እቲ ኣምባሳደር ኣ [...]
1 116 117 118 119 120 365 1180 / 3650