Category: ዜና ወጻኢ

1 200 201 2022020 / 2020
ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 09 May 2019 ፕረዚደንትታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን፣ ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ርክብ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ። ፕርዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ፣ ብ5 ግን [...]
ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል

Radio Erena: 05 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ብሄራት ዝተወለዐ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብፍላይ ኣብዚ ሓድሽ ተወሊዑ ዘሎ ግጭት፣ [...]
ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ

ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 05 May 2019 ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን እውን እንተኾነ ክቕጽል ሙዃኑ ተገሊጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ነቲ ተቓውሞ ዝመርሕ ዘሎ ማሕበር ሞያውያን፣ ብዓርቢ 3 ግንቦት ኣብ ዘው [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 May 2019   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን። በቲ ግጭት ሓያሎ ሰባት ክ [...]
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ

ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ

Radio Erena: 02 May 2019      ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ እናሓየለ ይመጽእ ከምዝሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት፣ ዋሕዚ ሰለፈ [...]
ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ዝመርሑ ማሕበራት ወከልቶም መሪጾም

ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ዝመርሑ ማሕበራት ወከልቶም መሪጾም

Radio Erena: 28 April 2019 ኣብ ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ብመሪሕነት ዝዋሳእ ዘሎ ሓይሊ ናጽነትን ለውጥን፣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ዝሳተፉ ወከልቱ መሪጹ። እቶም ዝተመርጹ ወከልቲ፣ ምስቲ ግዚያዊ ስልጣን [...]
ኢትዮጵያን ቻይናን ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ቻይናን ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 25 April 2019 ኢትዮጵያን ቻይናን፣ ኣብ ምዝርጋሕ ምስፋሕ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዝኸተማ ተሓቢሩ። ክልቲኤን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ኣብ ካልኣይ ዋዕላ [...]
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ሰሊዐን

ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ሰሊዐን

Radio Erena: 22 April 2019 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን ናይ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ መዲበን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ነቲ ሓገዝ ከም መርኣያ ናይቲ ንበሺር ብዕልዋ ብምእላው ስልጣን ሒዙ ዝርከብ [...]
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብዕለት 7 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እዚ ብዋዕላ ወከልቲ ኣባል ሃገራት ጀሚሩ ኣብ ዕለት 10ን 11ን ብመራሕቲ ሃገራት ክዛዘም ትጽቢት ዝግበረሉ ዓመታዊ ዋዕላ፣ [...]
ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ሱዳን፣ ‘ኣብ ጎድኒ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣለና’

ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ሱዳን፣ ‘ኣብ ጎድኒ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣለና’

ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ሱዳን፣ ኩሎም ሓይልታት ሰራዊት’ታ ሃገር ኣብ ጎድኒ ፕረዚደንት ኣልበሽር ከምዘለዉ ገሊጹ። ንሱ ንሓለፍቲ ስለያን ጸጥታን’ታ ሃገር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ኣብ ሱዳን ፕረዚደንት ዝቕየር ብሕጋዊ ምርጫ ጥራይ እዩ ክብ [...]
1 200 201 2022020 / 2020