Category: ዜና ወጻኢ

1 15 16 17 18 19 203 170 / 2022
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ንዞባ ዳርፉር ንምቑጽጻር ይግስግሱ

ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ንዞባ ዳርፉር ንምቑጽጻር ይግስግሱ

Radio Erena:Thursday, 02 November 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልት ወትሃደራውያን ጉጅለታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ኣብ ዳርፉር ዓበይቲ ዓወታት ከምዝተጎና [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ወርሒ ጥቅምቲ ጥራይ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ [...]
ኬንያ፣ ዕጡቓት ሶማል ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ተቐቲሎም

ኬንያ፣ ዕጡቓት ሶማል ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ተቐቲሎም

Radio Erena: Tuesday, 31 October 2023 ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ ናይ ኬንያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ክቕተሉ እንከለዉ ኣርባዕተ ድማ ከምዝቖሰሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
ሱዳን: ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ይካየድ ኣሎ

ሱዳን: ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: Monday, 30 October 2023 ኣብ መንጎ ክልተ ክልተ ጀነራላት ሱዳን፣ ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሰላማዊ መዕለቢ ክግበርሉ ኣብ ከተማ ጅዳ - ስዑዲ ዓረብ ዳግማይ ዝርርብ ጀሚሩ:: እቲ [...]
ኬንያ: ኣፍሪቃውያን በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

ኬንያ: ኣፍሪቃውያን በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

Radio Erena: Monday, 30 October 2023 ኬንያ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፣ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ናብ ሃገራ ከኣትዉ ከምእትፈቅድ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ:: ፕርዚደንት [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ፣ ከተማ ቦር ኣብ ዝርከብ ዕሙር ናይ ንግዲ ከባቢ ማሮል፣ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ም [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሄይቲ እናገነነ ንዝመጽእ ዘሎ ፋሉልነት ንምርግጋእ ኣብ ዝዋጻእ ኣህጉራዊ ሓይሊ ዝዋፈር ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰራዊት ንምልኣኽ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ብላዕለ [...]
ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ

ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ንኣዝዮም ተደለይቲ መራሕቲ ሶማላዊ ጉጅለ ዕጡቕ ኣል-ሸባብ ኣሕመድ ዲርየ: ማሃድ ካራተ: ጀሃድ ሙስጠፍን ኣቡበከር ዓሊ ኣዳን ዝጠቆመን ኣበይ ከምዘለዉን ዝሓበረን ንነፍሲወ [...]
ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ

ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነቱ ሓድሽ ዝኾን ኣብ መንጎ ዓበይቲ ናይ ሃገራት ክዑሶ እግሪ ክለባት ዝካየድ ግጥም ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ:: እዚ African Football Leagu [...]
ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ

Radio Erena: 19 October 2023 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተኣከበ ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሓላ ከምዝሓተተ ተገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ሕቶ ተቕርብ ዘላ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ብመሪሕነት ባ [...]
1 15 16 17 18 19 203 170 / 2022