Category: ዜና ወጻኢ

1 158 159 160 161 162 202 1600 / 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erene: 04 August 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ብሰንኪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣስታት 9 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዝተፈናቐሉ፣ ንቤት ጽሕፈት ምትሕብባር ሰብ [...]
ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ

Radio Erene: 04 August 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 1 ነሓሰ ጀሚሩ፣ ዜጋታ [...]
ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ

ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ

Radio Erene: 04 August 2020 ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ። ሊዩተናትን ጀነራል ድዮመደ ንደገያ፣ ንኢትዮጵያ ሊዩተናትን ጀነራል ጽጋቡ ይልማ ብምትካእ፣ [...]
‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ

‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ

Radio Erena: 02 August 2020 ምስ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተኣሳሰር ጉዳይ ተኸሲሱ ኣብ ቤት ማእሰርት ዝርከብ ጀዋር መሓመድ ንሳልሳይ እዋኑ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ክሱስ፣ ናይ ፍሉጣት ሰባት ኣድራሻ ተለል [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’

Radio Erena: 02 August 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንለበዳ ኮሮኖ ቫይረስ ብዝምልከት ብወግዒ ዝህቦኦ ዘለዋ ቁጽሪ ሕሙማትን ህይወቶም ዝሰኣኑን፣ ካብቲ ሓቀኛ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝፈላለይ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እቲ ውድብ [...]
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ

መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 31 July 2020 መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ፣ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት፣ 3.5 ቢልዮን ዶላር ክኽሕስ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ። እቲ ካሕሳ፣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሕርሻ [...]
ኢራን ንልምምድ ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ

ኢራን ንልምምድ ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ

Radio Erena: 31 July 2020 ኢራን ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ'ቲ ኣመሪካን ፈረንሳን ዓስኪረናሉ ዝርከባ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ። እቲ ናብ ሮቡዕ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ካ [...]
ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክትፈትሖ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክትፈትሖ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

Radio Erena: 30 July 2020 ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቃቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ብወትሃደራዊ ሓይሊ ናይ ምፍታሕ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ገሊጹ። [...]
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ

ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ

Radio Erena: 30 July 2020 ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ተገሊጹ። ውድብ ቱሪዚም ዓለም ብ28 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ክሳራ ስዒቡ ዘሎ ካብ ጥሪ ክሳብ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 July 2020 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ብዝተጎሃሃሀር ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፣ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ናይ ዓረብ መበቆል [...]
1 158 159 160 161 162 202 1600 / 2020