Category: ዜና ወጻኢ

1 160 161 162 163 164 202 1620 / 2013
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ ክራማት ኣብ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ከተዕቅል’ያ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ ክራማት ኣብ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ከተዕቅል’ያ

Radio Erena: 09 July 2020 ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክራማ’ዚ ንዲጋ ተሓድሶ ምምላእ ክትጅምሮ ምዃና፣ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ናይዚ ዓመት ክራማት፣ ዲጋ ተሃድሶ ኣብ ምምላእ ክጥቀመሉ ኢና [...]
ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ

ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ

Radio Erena: 05 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ስነጥበባዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ስዒቡ ዝተላዕለ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 166 ክብ ኢሉ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኮሚሽነር ፖሊስ ዞባ [...]
ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብ ልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ስሒቡ

ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብ ልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ስሒቡ

Radio Erena: 05 July 2020 ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብቲ ልፍንቲ መስሪቱ ብሞያውያን ክንቀሳቐስ ዝጸንሐ ክፋል ግዚያዊ መንግስቲ ከምዝሰሓበት ኣፍሊጡ። ከምዝዝከር፣ ንዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ዝዓለወ ምን [...]
ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ቆልዑ ዝዓመጸ ሰብ 25 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ቆልዑ ዝዓመጸ ሰብ 25 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 03 July 2020 ኣብ ሓያሎ ሃገራት፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ፣ ህዝቢ ኣብ ኣባይቱ ክዕጾ ንዝወጸ እዋጅ ተኸቲሉ ዝተፈላለየ ገበናት ተፈጺሙ'ዩ። ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ሓደ ካብቲ ዝበዝሐ ዝተፈጸመ [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሑዱ 50 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሑዱ 50 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንቕትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብዝተወልዐ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሕዱ 50 ሰባት ከምዝተቐትሉ መግለጺ ክልል ኦሮሞ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ናዕቢ፣ ቁጽሮም ዘይተጠቕሱ ብዙሓት [...]
1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣  ን5 ዓመታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽእል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ን5 ዓመታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽእል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 02 July 2020 1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ንሓሙሽተ ዓመታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዐሸጊ ዝሰኣነት መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽልእ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። እታ ንብረት መንግስቲ የመን ዝኾነት መር [...]
ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ

ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ሓድሽ መንግስቲ ናብ ስልጣን ይምጻእ ደኣ'ምበር፣ ጸጥታን ድሕነትን እታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ከውሕስ ኣይከኣለን። ዝሓለፈ ዓመት፣ ጠቕላሊ [...]
ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

Radio Erena: 30 June 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ንምስታፍ ዝተበገሱ'ዮም ዝበሎም 122 ዜጋታቱ ከምዝኣሰረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ካብ ዝተታሕዙ ሰባ [...]
ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

Radio Erena: 30 June 2020 ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ምርጫ ናይ ምስራዝ ስጉምታት ክወስዳ እንከለዋ፣ ከም ማሊን ብሩንዲን ዝኣመሰላ ግና ብኣንጻሩ ስሩዕ ምርጫታታት ከተኣናግዳ ክኢለን። [...]
ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ

Radio Erena: 28 June 2020 ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ካብ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዝቐረበ ጠለብ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እቲ ናይ ምርጫ ቦርድ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢ [...]
1 160 161 162 163 164 202 1620 / 2013