Author: Admin

1 37 38 39 40 41 265 390 / 2647
ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ተገዲዳ

ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ተገዲዳ

Radio Erena: 23 January 2022 ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ከምዝተገደደት ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ደብዳብ [...]
ምኽትል ኣቦ ወንበር ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሑ

ምኽትል ኣቦ ወንበር ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሑ

Radio Erena: 23 January 2022 ምኽትል ኣቦ ወንበር ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሑ። መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ሚኒ [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ከተካዪዶ ዝጸንሐት ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብርኡይ ጎዲሉ

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ከተካዪዶ ዝጸንሐት ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብርኡይ ጎዲሉ

Radio Erena: 23 January 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ከተካዪዶ ዝጸንሐት ደብዳብ ነፈርቲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብርኡይ ከምዝጎደለ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓድሽ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። [...]
ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

Radio Erena: 09 January 2022 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
‘ዘተ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ጀነራል ኣልቡርሃንን፣ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሱዳን’ዩ’ ሲቪካውያን ማሕበራት

‘ዘተ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ጀነራል ኣልቡርሃንን፣ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሱዳን’ዩ’ ሲቪካውያን ማሕበራት

Radio Erena: 09 January 2022 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ንምዕራፍ ምስ ሰበስልጣን እታ ሃገር ኣብ ጽዑቕ ዘተ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ

Radio Erena: 09 January 2022 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ። ካብ ከተማ ሰንዓ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ብቀዳም 8 ጥሪ ነፈርቲ ውግእ’ቲ [...]

THOUSANDS OF ETHIOPIAN SOLDIERS RECEIVE MILITARY TRAINING IN ERITREA

Radio Erena: 22 April 2021 Thousands of Ethiopian soldiers are currently undergoing military training in Eritrea, according to military sources. [...]

ERITREA: EXTENSIVE CAMPAIGN TO ROUND UP CIVILIANS UNDERWAY

Radio Erena: 31 March 2021 The capital, Asmara, and other parts of Eritrea continue to witness extensive campaigns of round-ups and detentions of i [...]

ETHIOPIAN SECURITY FORCES CONDUCT DOOR-TO-DOOR RAIDS IN ADDIS ABABA AND DETAIN ERITREANS

Radio Erena: 29 March 2021 Ethiopia’s security forces have been conducting door-to-door raids in Addis Ababa and detaining scores of Eritreans, acc [...]

SOURCES SAY ERITREA SUFFERED OVER 2,000 WOUNDED SOLDIERS IN TIGRAY

Radio Erena: 26 March 2021 Various military units from the Eritrean army that have been involved in the conflict in Tigray since November 4, 2020 h [...]
1 37 38 39 40 41 265 390 / 2647