Author: Admin

1 36 37 38 39 40 265 380 / 2647
ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 03 February 2022 እስራኤል ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ካብ 31 ጥሪ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ፣ 'ኣህጉራዊ ክሊ ማይ' ዝ [...]
ፈረንሳ፣ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ክትተሓጋገዝ ቅርብቲ ምህላዋ ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ክትተሓጋገዝ ቅርብቲ ምህላዋ ገሊጻ

Radio Erena: 03 February 2022 ፈረንሳ፣ ተኣሚሙ ንዘሎ ሃገራዊ ዘተን ናይ ተሃድሶ መደባትን ኢትዮጵያ ንምዕዋት ቅርብቲ ምዃና ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ብዝተጸውዐ ኣድማ፣ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ኣውራ መንገዲ ተዓጽዩ

ኣብ ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ብዝተጸውዐ ኣድማ፣ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ኣውራ መንገዲ ተዓጽዩ

Radio Erena: 03 February 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባታት ሰሜንን ቀይሕ ባሕሪን፣ ንወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኣኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ኣብ ዝተጸውዐ ኣድማ፣ ሰልፈኛታት፣ ነቲ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ንግዳዊ መስመር ከምዝዓጸዉ መርበባት [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ

Radio Erena: 30 January 2022 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ ከምዘላ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ንኣህጉራዊ ትካል ሓምላይ ሰላም ብጥቃስ ኣብ ዘውጸኦ ሓ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ: ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት መግቢ ተጠቒዑ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ: ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት መግቢ ተጠቒዑ

Radio Erena: 30 January 2022 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት [...]
ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ

ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 30 January 2022 ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ። ሶማላዊ ኣባል ሓይሊ ኣየር ብርጌደር ጀነራል ዓሊ መሓመድ ማሕሙድ፣ ንኤርፎር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንጥሜት ተቓሊዑ ዘሎ ሚልዮናት ህዝቢ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን'ውን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብደርቂ ተጠቒዖም ከምዘለው [...]
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ

ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከብጽሕ ከምዝኸኣለ ብ26 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ናይ ግብረ ሰናይ ትካል፣ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት ከይክሰት ዘስግእ ምዃኑ ተገሊጹ

ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት ከይክሰት ዘስግእ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት ከይክሰት ስግኣታት ከምዘሎ ተንተንቲ ፖለቲካ እቲ ዞባ ኣጠንቂቖም። እቶም ተንተንቲ ነዚ መጠንቐቕታ ዘቕርቡ ዘለዉ፣ ብ24 ጥሪ፣ ወት [...]

HOUSEHOLDS HIT BY COMPOUNDED ELECTRICITY FARES IN ERITREA

Radio Erena: 23 April 2021 Families in Eritrea are being told they will have to fork out thousands of Nakfas in compounded fares for electricity af [...]
1 36 37 38 39 40 265 380 / 2647