Author: Admin

1 35 36 37 38 39 265 370 / 2647
ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ

ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 February 2022 ኣብ ሶማል ኣብ ዝካየደ ዘሎ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ፋሃድ ያሲን፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ዝነበረ ፋሃድ ያሲን፣ ቀንዲ [...]
ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

Radio Erena: 20 February 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣትዩዎ ንዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፣ ካብ ኣብ ወተሃደራዊ ሃይሊ ዝያዳ፣ ኣብ ሰላማዊ ዘተ ከተኩር ከምዘለዎ ፈረንሳ ኣተሓሳሲባ። ፕረዚደንት ኢማኑወል ማክሮን፣ ምስ ቀዳ [...]
‘’ዘየዕርፍ ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቕረበ እማመ ከምዘይሰርሕ ዘመልክት እዩ’’ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን

‘’ዘየዕርፍ ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቕረበ እማመ ከምዘይሰርሕ ዘመልክት እዩ’’ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን

Radio Erena: 20 February 2022 ህዝቢ ሱዳን ብዘይዕረፍቲ ዘካዪዶ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊን፣ ሓይልታት ጸጥታ ንምዝራጉ ዘውርድዎ ዘለዉ ግፍዕታትን፣ መርኣያ ናይቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ እማመ ሰላም ተቐባልነት ከምዘይብሉ [...]
ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

Radio Erena: 20 February 2022 ሕብረት ኤውሮጳ ንልምዓታዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ። ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፕረዚደንት ቆ [...]
ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ድምጺ’ቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታቶም ክኾኑ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ድምጺ’ቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታቶም ክኾኑ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 13 February 2022 ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ድምጺ’ቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታቶም ክኾኑ ጻውዒት ቀሪቡ። ብፍላይ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን [...]
ንወደብ ዓሰብ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመር ባቡር ንምስራሕ ዘኽእል መጽናዕቲ ተጀሚሩ

ንወደብ ዓሰብ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመር ባቡር ንምስራሕ ዘኽእል መጽናዕቲ ተጀሚሩ

Radio Erena: 13 February 2022 ንወደብ ዓሰብ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመር ባቡር ንምስራሕ ዘኽእል መጽናዕቲ ተጀሚሩ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣቃሊሐን። በዓል ስልጣን መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ

ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ

Radio Erena: 13 February 2022 መንግስቲ ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ኣብታ ሃገር ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ። ናይ መባእታን ላዕለዋይን ደረ [...]
‘ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም’: ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ

‘ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም’: ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 06 February 2022 ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም፣ ክብል ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ነዚ መግለጺ ዝሃበ፣ ባይ [...]
ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 06 February 2022 ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
‘ሽግር ሶማል ዘብቅዕ፣ ነታ ሃገር ጓል-ኣንስተይቲ ምስ እትመርሓ እዩ’ ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፕረዚደንት ፎዝያ የሱፍ ሓጂ ኣዳም

‘ሽግር ሶማል ዘብቅዕ፣ ነታ ሃገር ጓል-ኣንስተይቲ ምስ እትመርሓ እዩ’ ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፕረዚደንት ፎዝያ የሱፍ ሓጂ ኣዳም

Radio Erena: 06 February 2022 ሽግር ሶማል ዘብቅዕ፣ ነታ ሃገር ጓል-ኣንስተይቲ ምስ እትመርሓ እዩ፣ ክትብል ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፕረዚደንት ፎዝያ የሱፍ ሓጂ ኣዳም ገሊጻ። እታ እንኮ ጓለንስተይቲ ተወዳዳሪት ንማዕከን [...]
1 35 36 37 38 39 265 370 / 2647