Author: Admin

1 23 24 25 26 27 265 250 / 2647
ተኸታታሊ መጥቃዕታት ኣልሸባብ ሚኒስተር ፍትሒ ነበር ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቀቲሉ

ተኸታታሊ መጥቃዕታት ኣልሸባብ ሚኒስተር ፍትሒ ነበር ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 31 July 2022 ኣብ ዞባ ምዕራብ ናይ ሶማል ሚኒስተር ፍትሒ ዝነበረ፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጒ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሓሰን ኢብራሂም ዝተባህለ ሚኒስተር ፍትሒ፣ ካብ ሞቓድሾ ኣ [...]
ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል፣ ዝተኸፍለቶ 120 ሚልዮን ፓውንድ ክትመልስ ከምዘይትኽእል ኣንፊታ

ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል፣ ዝተኸፍለቶ 120 ሚልዮን ፓውንድ ክትመልስ ከምዘይትኽእል ኣንፊታ

Radio Erena: 26 July 2022 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምቕባል፣ ኣቐዲሙ ዝተኸፍሎ ኣስታት 120 ሚልዮን ፓውንድ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት የውዕሎ ምህላዉ ሓቢሩ። ኣፈኛ [...]
ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ንክፍትሑ፣ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ጸቕጢ ክገብር ጻውዒት ቀሪቡ

ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ንክፍትሑ፣ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ጸቕጢ ክገብር ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 24 July 2022 መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜጠኛታት ደሃዮም ከፍልጥ ዝጽውዕ ጥርዓን፤ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቀሪቡ። ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፤ ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፤ ፐን ኢንተርናሽናልን ካልኦት [...]
ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ዶብ ሰጊሩ  ንሰራዊት ኢትዮጵያ ኣጥቂዑ

ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ዶብ ሰጊሩ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 24 July 2022 ኣልሸባብ ናይ ሶማል፤ ኣብ ዶብ ዝርከባ ቁሸታት ኣብ ዘጥቅዓሉ እዋን፤ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ውግእ ከምዝተጸመደ፤ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሮይተርስ ብወገኑ ኣ [...]
ቀቢላዊ ግጭት ሱዳን  ናብ ካልእ ከባቢታት ይልሕም

ቀቢላዊ ግጭት ሱዳን ናብ ካልእ ከባቢታት ይልሕም

Radio Erena: 24 July 2022 ደሞክራስያዊ ምስግጋር ስልጣን ንምግባር ኣብ እትቃለስ ዘላ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ዝውላዕ ዘሎ ግጭት፤ ነታ ሃገር ሓድሽ ወጥሪ ፈጢሩላ ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ [...]
ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዘይክኣልሉ ምኽንያት ኣዘራራቢ ኮይኑ

ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዘይክኣልሉ ምኽንያት ኣዘራራቢ ኮይኑ

Radio Erena: 21 July 2022 ኣብ ሶማል፣ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት ሓደ ካብ ዓበይቲ መዘራረቢ ኣርእስታት ኮይኑ ከምዘሎ መርበባት ዜና ሓቢረን። ካብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ዝተመልሰ ፕ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ምኽፋት ዶባት ሎሚ ክዘራረባ’የን

ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ምኽፋት ዶባት ሎሚ ክዘራረባ’የን

Radio Erena: 21 July 2022 ወትሃደራውያን መራሕቲ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብዛዕባ እቲ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተዓጽዩ ዝርከብ ንክልቲኤን ሃገራት ዘራኽብ መስመር ጋላባት-መተማ ክዘራረቡ ምዃኖም ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን፣ ብርጋደር ጀነ [...]
ግብጺ፣ ካብ ዝመጽእ ዓመት፣ k9 howitzer ዝተባህላ መዳፍዕ ዝስከማ ዘመናውያን ታንክታት ከተፍሪ’ያ

ግብጺ፣ ካብ ዝመጽእ ዓመት፣ k9 howitzer ዝተባህላ መዳፍዕ ዝስከማ ዘመናውያን ታንክታት ከተፍሪ’ያ

Radio Erena: 21 July 2022 ግብጺ፣ ካብ ዝምጽእ ዓመት k9 howitzer ዝተሰምያ፣ መዳፍዕ ዝውንጭፋ ታንክታት ከተፍሪ ምዃና ንሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዲፈንስ ሓቢሩ። እታ ሃገር፣ ነተን [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ

ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ

Radio Erena: 17 July 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሴታት ቲራንን ሳፊርን ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት ጆ ባይደን፤ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ብምክያድ፤ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ 31 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ 31 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 July 2022 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ ብውሑዱ 31 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብቲ ኣብ መንጎ በርቲን ሃውሳን ዝተባህሉ ክልተ ቀቢላታት ዝተወለዐ ግጭት፤39 ሰባት እው [...]
1 23 24 25 26 27 265 250 / 2647