Author: Admin
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም
Radio Erena: 31 July 2020
95 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ድሕሪ ምጽንሓ፣ መንግስቲ ማልታ ና [...]
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ
Radio Erena: 31 July 2020
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ፣ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት፣ 3.5 ቢልዮን ዶላር ክኽሕስ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ።
እቲ ካሕሳ፣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሕርሻ [...]
ኢራን ንልምምድ ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ
Radio Erena: 31 July 2020
ኢራን ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ'ቲ ኣመሪካን ፈረንሳን ዓስኪረናሉ ዝርከባ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ።
እቲ ናብ ሮቡዕ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ካ [...]
ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ
Radio Erena: 30 July 2020
ኩባንያ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኣርባዕተ ፕሮጀክታት ካብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ዚንጎን ነሓስን፣ እቲ ዝበዝሐ ናብ ቻይና ክልእኮ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ 'ሲሹዋን' ዝተባህለ ኩባንያ፣ ካብ ዝሓ [...]
ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክትፈትሖ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ
Radio Erena: 30 July 2020
ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቃቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ብወትሃደራዊ ሓይሊ ናይ ምፍታሕ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ገሊጹ።
[...]
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ
Radio Erena: 30 July 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ተገሊጹ።
ውድብ ቱሪዚም ዓለም ብ28 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ክሳራ ስዒቡ ዘሎ ካብ ጥሪ ክሳብ [...]
ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳይ ሶማል ምእታወን ግዝያዊ ቀ/ሚ ሶማል ነቒፉ
Radio Erena: 29 July 2020
ግዝያዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ማህዲ መሓመድ ጉለድ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ፓርላማ እታ ሃገር ንዝወሰዶ ስጉምቲ ምስጓግ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ኣመልኪተን ዘቕረ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሓድሽ ፓርላማ ዝቖመሉ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ
Radio Erena: 29 July 2020
ብልፍንቲ ዝቖመ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ካብ እትምስረት ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣቑጺራ ዘላ ደቡብ ሱዳን፣ ዝጸንሐ ፓርላማ ፈሪሱ ብሓድሽ ዝትክኣሉ ግዜ ሓሊፉ።
ኢጋድ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣ [...]
“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 28 July 2020
ኣብዚ እዋን'ዚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ'ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ዝኾነ ዓለም፣ መንግስቲ ኤርትራ ንሰላምን ልምዓትን ከምዝሰርሕ ዝተፈልጠ'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስ [...]
ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ
Radio Erena: 28 July 2020
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ንኣዋርሕ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ ዘሎ እዋን፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ።
ተቐዳዳማይ ብሽክ [...]