Author: Admin

1 135 136 137 138 139 265 1370 / 2647
ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 July 2020 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ብዝተጎሃሃሀር ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፣ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ናይ ዓረብ መበቆል [...]
ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ

ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ

Radio Erena: 28 July 2020 ሓደ ኤርትራዊ ምስ ተወላዲ ጊኒ ብምዃን፣ ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ናብ ዘለዋ መኪና፣ ኣብ መጽናዒ ኣቑሑ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ድሕሪ ዘካየድዎ ፈተነ ብፖሊስ ተታሒዞም። እቶም [...]
مشروع كولولي لانتاج البوتاس يصل مراحله النهائية

مشروع كولولي لانتاج البوتاس يصل مراحله النهائية

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 27 يوليو 2020 أفادت شركة دنكلي الاسترالية للتعدين بأن مشروع كولولي لانتاج البوتاس في ارتريا وصل إلى مراحله الأخي [...]
ሶማል፣ ቀ/ሚ ኻይረ ካብ ስልጣኑ ክእለ ፓርላማ ናይ ድጋፍ ድምጹ ሂቡ

ሶማል፣ ቀ/ሚ ኻይረ ካብ ስልጣኑ ክእለ ፓርላማ ናይ ድጋፍ ድምጹ ሂቡ

Radio Erena: 27 July 2020 ካብ 2017 ኣትሒዙ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዝነበረ፣ ሓሰን ዓሊ ኻይረ ካብ ስልጣኑ ክእለ፣ ፓርላማ ናይ ድጋፍ ድምጺ ሂቡ። እቲ ፓርላማ፣ ብቀዳም 25 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ርሱን ኣኼባ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 27 July 2020 ብሪጣንያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ዝውዕል ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፣ ብመንገዲ ውድብ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 10ታት ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ይህብ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 10ታት ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ይህብ

Radio Erena: 27 July 2020 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ብቁጠባ ንዝተሃስያ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ 10ታት ሚልዮናት ዶላር ሓገዝ ምስልዑ ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ልዕሊ [...]
ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ

ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና ዳናካሊ፣ ኣብ ኤርትራ ጀሚሩዎ ዘሎ ምህናጽ ፕሮጀክት ፖታሽ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጅኡ ከምዘብጸሖ ተገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ፣ ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕ [...]
ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ

ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ። ኣኽባር ሕጊ’ታ ሃገር ብዓርቢ 24 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ተቐቢሮም [...]
ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ

ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣቶ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝሃቦኦ ሓበሬታ፣ ኣቶ ል [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 24 July 2020 ኣብ ገማግም የመን ን5ዓመታት ተንሳፍፍ ዘላ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ክትብክል ከምእትኽል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት [...]
1 135 136 137 138 139 265 1370 / 2647