Author: Admin
Dr. Yahia Jabir: An Eritrean saga
Radio Erena 04 August 2020
Friday 31 of July was Eid Al-Adha which also corresponded with the 50th anniversary of the fall of the first Eritrea [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erene: 04 August 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ብሰንኪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣስታት 9 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዝተፈናቐሉ፣ ንቤት ጽሕፈት ምትሕብባር ሰብ [...]
ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ
Radio Erene: 04 August 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስተሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 1 ነሓሰ ጀሚሩ፣ ዜጋታ [...]
ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ
Radio Erene: 04 August 2020
ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ።
ሊዩተናትን ጀነራል ድዮመደ ንደገያ፣ ንኢትዮጵያ ሊዩተናትን ጀነራል ጽጋቡ ይልማ ብምትካእ፣ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 August 2020
ግብጺ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ከምዘላ ተሓቢሩ።
እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዛ፣ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዲፕሎማስያዊ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ፈላሚ መደበር ኒኩሌር ከፊታ
Radio Erena: 03 August 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሰለማዊ ናይ ጸዓት መዓላ ዘገልግል፣ መደበር ኒኩሌር ምኽፋታ ኣፍሊጣ።
ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፣ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል መኽቱም ብ1 ነሓሰ ብትዊተ [...]
ዚምባብዌ፣ ብልሽውና ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ መንግስቲ ከልኪሉ
Radio Erena: 03 August 2020
ኣብ ዚምባብዌ፣ ብመንግስቲ ዝፍጸም ብልሽውና ከበቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ ተኸልኪሉ።
እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ን31 ሓምለ፣ ብደረጃ ሃገር ክካየድ ተመዲቡ እኳ እንተነበረ፣ [...]
ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም
Radio Erena: 02 August 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንዜጋታቶም ንምሕጋዝ ዝገብሩዎ ዘለዉ ቀጻሊ ወፈያ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ [...]
‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ
Radio Erena: 02 August 2020
ምስ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተኣሳሰር ጉዳይ ተኸሲሱ ኣብ ቤት ማእሰርት ዝርከብ ጀዋር መሓመድ ንሳልሳይ እዋኑ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ክሱስ፣ ናይ ፍሉጣት ሰባት ኣድራሻ ተለል [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’
Radio Erena: 02 August 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንለበዳ ኮሮኖ ቫይረስ ብዝምልከት ብወግዒ ዝህቦኦ ዘለዋ ቁጽሪ ሕሙማትን ህይወቶም ዝሰኣኑን፣ ካብቲ ሓቀኛ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝፈላለይ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
እቲ ውድብ [...]