Author: Admin

1 106 107 108 109 110 265 1080 / 2647
ኣብ እንዳባጉና፤ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ

ኣብ እንዳባጉና፤ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 November 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ። ንለበዳ ኮቪድ 19ን ኩነታት ስደተኛታትን ኣመልኪቱ ብዩኒቨርሲቲ ሲድኒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ንወርሒ ግንቦት ናይ 2021 ክካየድ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ንወርሒ ግንቦት ናይ 2021 ክካየድ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 01 November 2020 ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ንወርሒ ግንቦት ናይ 2021 ክካየድ ከምዝኽእል ተገሊጹ። ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ’ታ ሃገር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ወርሒ ግንቦት፣ እቲ [...]
ንምምላእ ማይ፣ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብጽን ይቕጽል

ንምምላእ ማይ፣ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብጽን ይቕጽል

Radio Erena: 01 November 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ግብጽን፣ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘተ፣ ናብ ተመሳሳሊ ዕጹው ማዕጾ የብጽሕ ኣሎ ክብል ከቕርቦ ድሕሪ ዝጸንሐ ክሲ፣ እቲ ዘተ ብሓድሽ ኣቀራርባ ክጅምር ጸዊዑ። ወግዓዊ ል [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 30 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=0X9zJGRtrqU&feature=emb_title [...]
ሶማል፣ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ተቐቲሎም

ሶማል፣ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ተቐቲሎም

Radio Erena: 30 October 2020 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት እናተንቀስቐሱ፣ ከም ናይ ፖልዮ ዝኣመሰለ ክተባት ቆልዑ ክህቡ ዝጽንሑ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ከምዝተቀትሉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታቱ ብ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ኣፍደገ ቤተ ክርስትያን ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቃዕቲ 3 ሰባት ተቐቲሎም

ፈረንሳ፣ ኣብ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ኣፍደገ ቤተ ክርስትያን ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቃዕቲ 3 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 October 2020 ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ ክርስትያን፣ ኣብ ኣፍደጊኡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ካራ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ ሓያሎ ድማ ቆሲሎም። መንግስቲ፣ ሓለ [...]
ኔርዘላንድስ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ብምቕጻሉ ስጉምታት ክትወስድ ከምዝተገደደት ገሊጻ

ኔርዘላንድስ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ብምቕጻሉ ስጉምታት ክትወስድ ከምዝተገደደት ገሊጻ

Radio Erena: 29 October 2020 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኔዘርላንድስ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ተዋፊሩ ንዝጸንሐ ሰራሕተኛ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ካብ 28 ጥቅምቲ ኣትሒዙ፣ ካብ ስርሑ ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ። እ [...]
ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ኣብ ቁጽጽር ንምውታው ይሰርሕ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ኣብ ቁጽጽር ንምውታው ይሰርሕ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

Radio Erena: 29 October 2020 ዕስለ ኣንበጣ ኤርትራ ኣብ ትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ናይዚ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ልሙዕ መሬት ከቢድ ጉድኣት ከውርድ ጸኒሑ'ዩ። ዕስለ ኣንበጣ፣ ብክራማት ተ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብዝተተኽለ ተንሳፋፊ ነታጕ፣ ነዳዲ ዝጸዐነት መርከብ ዓንያ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብዝተተኽለ ተንሳፋፊ ነታጕ፣ ነዳዲ ዝጸዐነት መርከብ ዓንያ

Radio Erena: 29 October 2020 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ገማግም የመን፣ ብዝተተኽለ ተንሳፋፊ ነታጕ፣ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ከምዝዓነወት ምንጭታት ማሪታይም ኣቃሊዖም። እታ MV Syra ዝተባህለት፣ ባንዴራ ማልታ እተንበል [...]
ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ንዳግማይ ምዕጻው ትዳሎ ኣላ

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ንዳግማይ ምዕጻው ትዳሎ ኣላ

Radio Erena: 28 October 2020 ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዳግማይ ምዕጻው ክትእውጅ ትዳሎ ኣላ። እታ ሃገር፣ ካብ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዛ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ምዕጻው ኣዊጃ ድሕሪ ም [...]
1 106 107 108 109 110 265 1080 / 2647