Author: Admin

1 104 105 106 107 108 265 1060 / 2647
ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ዘሎ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ጸጥታን ወሰንቲ ሚኒስተራትን ኣካይዱ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ዘሎ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ጸጥታን ወሰንቲ ሚኒስተራትን ኣካይዱ

Radio Erena: 08 November 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ጀነራል ኣደም መሓመድ ኣልዩ፣ ምክትሉ ብዝጸንሐ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፣ ክትከኦ እንከሎ፣ ተረፊቱ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 08 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ። ባይቶ’ታ ሃገር ብቀዳም 7 ሕዳር ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፣ ኣብ ትግራይ ስርዓተ ሕጊ ንምኽባር ሓድሽ ግዚያዊ [...]
መ.ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝፈተነ ዝበሎ ጽዕነት ጠያይት ኣብ ዶብ ሒዙ

መ.ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝፈተነ ዝበሎ ጽዕነት ጠያይት ኣብ ዶብ ሒዙ

Radio Erena: 08 November 2020 መንግስቲ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝፈተነ ዝበሎ ጽዕነት ጠያይት ኣብ ዶብ ከምዝሓዘ፣ ወግዓዊ ልሳን’ቲ መንግስቲ ሱና ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብቀዳም 7 ሕዳር ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ሕ.ኤ. ኣብ መኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝውዕል ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተወሳኺ ባጀት ሰሊዑ

ሕ.ኤ. ኣብ መኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝውዕል ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተወሳኺ ባጀት ሰሊዑ

Radio Erena: 08 November 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝውዕል ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተወሳኺ ባጀት ሰሊዑ። ኮሚሽነር ኣህጉራዊ ዝምድናታት’ቲ ሕብረት ካብ ብራስለስ ኣብ ዝሃበቶ ቃል፣ እዚ ናይ [...]
የመን፣ ሚኒስተር መንእሰያትን ስፖርትን ሑቲ ተቐንጺሉ

የመን፣ ሚኒስተር መንእሰያትን ስፖርትን ሑቲ ተቐንጺሉ

Radio Erena: 06 November 2020 ሚኒስተር መንሰያትን ስፖርትን ናይቲ ብሑቲ ዝምራሕ መንግስቲ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ ላዕለለዋ በዓል ስልጣን፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናብ፣ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ትቐቲሉ። እቲ ሓሰን ዛይድ ዝ [...]
ፑንትላንድ፣ ጓል 14 ዓመት ንዝዕድሚኣ ቆልዓ ዝዓመጹ ክልት መንእሰያት ንሞት ተፈሪዶም

ፑንትላንድ፣ ጓል 14 ዓመት ንዝዕድሚኣ ቆልዓ ዝዓመጹ ክልት መንእሰያት ንሞት ተፈሪዶም

Radio Erena: 06 November 2020 ቤት ፍርዲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ንጓል 14 ዓመት ቆልዓ ዓሚጾም ናብ ሞት ዘብጽሑ ክልተ መንእሰይት ብሞት ክቕጽዑ ፈሪድዎም። እቶም መሓመድ ዓብዲ ፋራይን ዓብድራሕማን መ [...]
ህግደፍ፣ “ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ምትሕሓዝ ዝነበሮም እሱራት ክንፈትሕ ኢና።” ዝብል ወረ የጋውሕ ምህላዉ ተሓቢሩ

ህግደፍ፣ “ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ምትሕሓዝ ዝነበሮም እሱራት ክንፈትሕ ኢና።” ዝብል ወረ የጋውሕ ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 05 November 2020 ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ ግፋ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ''ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ብዝተሓሓዝ ዝተኣስሩ ኤርትራውያን" ክፍትሑ'ዮም ዝብል ወረ ይጋዋሕ ምህላዉ ተሓቢ [...]
ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን

ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 05 November 2020 ግብጽን ሱዳን፣ ኣብ ምሕላው ስትራቴጅያዊ ረብሓታት ክልትኤን ሃገራት ዝዓለመ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራ [...]
ኡጋንዳ፣ ክልተ ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተኣሲሮም

ኡጋንዳ፣ ክልተ ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተኣሲሮም

Radio Erena: 05 November 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ነቲ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዩዌሩ ሙሴቬኒ ክብድሁ ይኽእሉ'ዮም ዝተባህሉ ክልተ ሕጹያት ተወዳደቲ ተኣሲሮም። ህቡ [...]
The Netherlands Blocks Eritrean Embassy fund-raising

The Netherlands Blocks Eritrean Embassy fund-raising

Radio Erena: 04 November 2020 Radio Argos, a Dutch local radio reported on October 28 that the Dutch Foreign Ministry summoned the Eritrean Amb [...]
1 104 105 106 107 108 265 1060 / 2647