Author: Admin

1 107 108 109 110 111 265 1090 / 2647
ህንዲ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 270 ሜትሪክ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ልኢኻ

ህንዲ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 270 ሜትሪክ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ልኢኻ

Radio Erena: 28 October 2020 ህንዲ፣ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዘሎ ናይ መግቢ ቅልውላው ንምሕጋዝ ዝውዕል'ዩ ዝበለቶ ናይ 270 ሜትሪክ ቶን ረዲኤት ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እቲ ብመርከብ ሓይሊ ባሕሪ ተላ [...]
ቻይና፣ ኤርትራ እትርከበን ብሃገራት ምዕራብ ዝተገለላ 26 ሃገራት ብምጥባቕ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ትምጉት ምህላዋ ተገሊጹ

ቻይና፣ ኤርትራ እትርከበን ብሃገራት ምዕራብ ዝተገለላ 26 ሃገራት ብምጥባቕ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ትምጉት ምህላዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 October 2020 ኣመሪካን ሃገራት ምዕራብን ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሃገራት ዝገብርኦ ዘለዋ ጸቕጢ፣ ቻይና ኣብ ባይቲ ጸጥታ ብዘለዋ ቀዋሚ መንበር ተቓውሞታት ተስምዕ ከምዘላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን [...]
ኣብ ሓዝሓዝ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ደቂንስትዮ፣ ሰለስተ እሱራት ኣብ እዋን ማእሰርተን ጥንሲ ከምዝሓዛ ተሓቢሩ

ኣብ ሓዝሓዝ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ደቂንስትዮ፣ ሰለስተ እሱራት ኣብ እዋን ማእሰርተን ጥንሲ ከምዝሓዛ ተሓቢሩ

Radio Erena: 28 October 2020 ኣብ ሓዝሓዝ ኣብ ዝርከብ ናይ ደቂንስትዮ ቤት ማእሰርቲን ተሃድሶን፣ ብሲቪላዊ ገበን ዝተኣስራ ሰለስተ ደቂንስትዮ፣ ኣብ ናይ ማእሰርቲ እዋነን ጥንሲ ከምዝሓዛ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ገ [...]
The diplomatic pitfall

The diplomatic pitfall

Radio Erena: 27 October 2020 Eritrea is famous for avoiding committal statements on the situation of individual and mass prisoners of conscience. [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 27 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=10aqeaQzh2s&feature=emb_title [...]
ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኣማኑኤል ገብረግዚኣብሄር፣ ንኤርትራ 8 ነጥቢ ኣብ ዩ.ሲ.ኣይ ኣመዝጊቡላ

ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኣማኑኤል ገብረግዚኣብሄር፣ ንኤርትራ 8 ነጥቢ ኣብ ዩ.ሲ.ኣይ ኣመዝጊቡላ

Radio Erena: 27 October 2020 ንደቡባ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኒፖን ቴሌግራፍ ኤንድ ቴሌኮም (NTT) ወኪሉ ኣብ መበል 103 ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር፡ ንኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2020 ቁጠባዊ ዕብየት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብቲ ቅድሚ ኮረና ቫይረስ ተገሚቱ ዝነበረ ብማእከላይ ገምጋም ብ3% ከንቖልቕል ከምዝኽእል ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

Radio Erena: 27 October 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ሞቛድሾ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን [...]
ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር

ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር

Radio Erena: 26 October 2020 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ዝተራቐቐ ኣጽዋር ዝዓጠቓ፣ "ግሪፎን" ዝተባህላ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ንፈተነ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዘዋፈረ [...]
ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 26 October 2020 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ከምዝቐጽዐት፣ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 3 ክሳብ [...]
1 107 108 109 110 111 265 1090 / 2647