Author: Admin

1 105 106 107 108 109 265 1070 / 2647
ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ

ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ

Radio Erena: 04 November 2020 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ህጹጽ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ዕላማ እቲ ልኡኽ፣ ኣብ መንጎ ክልላዊ መ [...]
ኣብ  ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተጣይሶም

ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተጣይሶም

Radio Erena: 03 November 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጋሾራ ካብ ዝጸንሑ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝተጣየሱ ንላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ [...]
“ሞት ዜጋታት ከትርፍን ሕጊ ከኽብርን ዘይክእል ፓርላማ ይኹን መንግስቲ እንታይ ይዓብስ?”  ምክትል ኣፈኛ ፓርላማ ኢትዮጵያ

“ሞት ዜጋታት ከትርፍን ሕጊ ከኽብርን ዘይክእል ፓርላማ ይኹን መንግስቲ እንታይ ይዓብስ?” ምክትል ኣፈኛ ፓርላማ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 03 November 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጸመ ቅትለት፣ ኣብ ፓርላማ እታ ሃገር ሓያል ቁጠዐ ከምዝፈጠረ ተገሊጹ። ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ [...]
حاكم اقليم تيغراي يهدد بتحويل بلاده إلى مقبرة للأعداء

حاكم اقليم تيغراي يهدد بتحويل بلاده إلى مقبرة للأعداء

في خطاب متلفز لشعب اقليم تيغراي الاثيوبي الشمالي يوم الاثنين الماضي قال الدكتور دبرصيون قبرمكئيل رئيس الاقليم بأن الشعب في تيغراي يجب أن يكون مس [...]
ካብ ህድማ ተጻወቲ ዘየዕረፈት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዝመጽእ ሳምንታት ኣብ ታንዛንያን ርዋንዳን  ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

ካብ ህድማ ተጻወቲ ዘየዕረፈት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዝመጽእ ሳምንታት ኣብ ታንዛንያን ርዋንዳን ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 03 November 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ዝመጽእ ሳምንታት ኣብ ታንዛንያን ርዋንዳ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ኣብ ናይ ትሕቲ 20ን 17ን ዓመታት ክትሳተፍ'ያ። ማሕበር ኩዕሶ [...]
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ

ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 03 November 2020 ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደባት ብዝሓየለ መልክዑ ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ስምምዕ ኣካይደን። እቲ ስምምዕ ዝተኻየደ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል [...]
ኣብ ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ተወላዶ ኣምሓራ ዝኾኑ 10ታት ሰባት ከምዝተረሸኑ ተገሊጹ

ኣብ ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ተወላዶ ኣምሓራ ዝኾኑ 10ታት ሰባት ከምዝተረሸኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 November 2020 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ'ውን፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም። ነቲ [...]
ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሐ ስደተኛታት ዘፍርያን ዘአንግዳን ሃገራት ትፈልጡወን ዶ?

ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሐ ስደተኛታት ዘፍርያን ዘአንግዳን ሃገራት ትፈልጡወን ዶ?

Radio Erena: 02 November 2020 ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሑ ዜጋታትን ናብ ስደት ካብ ዝውሕዙ ዘለዉ ሃገራት፣ ኤርትራ ምስ ቀዳሞት 10 ምዃና ንዝሓለፈ ልዕሊ 10 ዓመታት ተደጋጊሙ ዝተገልጸ ኣርእስቲ'ዩ [...]
ቀጠር፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተጓሒፋ ዝተረኽበት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ 10ታት ገያሾ ደቂንስትዮ ብግዴታ ኣፍ ርሕመን ከምዝፍተሽ ተጌሩ

ቀጠር፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተጓሒፋ ዝተረኽበት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ 10ታት ገያሾ ደቂንስትዮ ብግዴታ ኣፍ ርሕመን ከምዝፍተሽ ተጌሩ

Radio Erena: 02 November 2020 ኣብ ቀጠር፣ ከተማ ዶሓ፣ ኣብ ዝርከብ ሓማድ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ተደርብያ ዝጸንሐት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ ሰራሕተኛታት እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተጠቕምሉ ኣገባብ ዘይሕጋዊ [...]
ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ዑደት ዘካየደ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሑ

ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ዑደት ዘካየደ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሑ

Radio Erena: 01 November 2020 ብኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሓ ላዕለዋይ ልኡኽ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ንምክያድ ሎሚ ባ [...]
1 105 106 107 108 109 265 1070 / 2647