Author: Admin

1 102 103 104 105 106 265 1040 / 2647
ሓይልታት ግብጺ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትየን

ሓይልታት ግብጺ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትየን

Radio Erena: 15 November 2020 "ንስርታት ናይል 1" ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ግብጽን ሱዳንን ክሳብ 26 ሕዳር ክካየድ'ዩ። እቲ ሓይልታት ምድርን ኣየርን ዘሳትፍ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ [...]
”ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

”ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 15 November 2020 ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ከሲሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ12 ሕዳር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ማይ ካድራ ዝተባህለት ናይ ትግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘ኲናት ኣብ ሓጺር እዋን ክንውድኦ ኢና’ ፈደራላዊ መንግስቲ

ኢትዮጵያ፣ ‘ኲናት ኣብ ሓጺር እዋን ክንውድኦ ኢና’ ፈደራላዊ መንግስቲ

Radio Erena: 15 November 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ጀሚሩዎ ዘሎ ኲናት፣ ኣብ ሒደት መዓልታት ክውድኦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ደመቀ መኮነን ንዲፕሎማሰኛታት ኣብ [...]
ኣስመራ፣ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

ኣስመራ፣ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

Radio Erena: 14 November 2020 ከም መቐጸልታ ናይቲ ትማሊ፣ ዓርቢ 13 ሕዳር፣ ኣብ ዶባት ናብ ዝርከባ ቁሸታት ዝጀመረ ደብዳብ፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ'ውን ኣብ ኣስመራ ሚሳይላት ዓሊቡ። ዛጊት ክልተ ሚሳይላት ኣብ [...]
ሎሚ ካብ ሰዓታት ወጋሕታ ዝጀመረ፣ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ጽዑቕ ደብዳብ ተኻይዱ

ሎሚ ካብ ሰዓታት ወጋሕታ ዝጀመረ፣ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ጽዑቕ ደብዳብ ተኻይዱ

Radio Erena: 13 November 2020 ሎሚ ካብ ሰዓታት ወጋሕታ ዝጀመረ፣ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ። እቲ ናይ መዳፍዓት ምዃኑ ዝተገልጸ ደብዳብ፣ ካብ ሎሚ ንግሆ ጀሚሩ ክሳ [...]
Zintan Detention Center Closure Sends Eritrean Refugees Out of the Pan and Into the Fire

Zintan Detention Center Closure Sends Eritrean Refugees Out of the Pan and Into the Fire

Radio Erena: 13 November 2020 According to sources on the ground in Libya, the Dhar el-Jebel detention center in Zintan is getting ready to clo [...]
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ናብ ሱዳን ናይ ዝስደዱ ዘለው ብዝሒ ኢትዮጵያዉያን ልዕሊ 11 ሽሕ በጺሑ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ናብ ሱዳን ናይ ዝስደዱ ዘለው ብዝሒ ኢትዮጵያዉያን ልዕሊ 11 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 13 November 2020 ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዘካየዶ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ብዝሒ ኢትዮጵያውያን ልዕሊ 11 ሽሕ ከምዝበጽሐ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝመጽእ ወርሒ ኣትሒዙ ካልኣይ ማዕበል ወራር ኣንበጣ ክኽሰት ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝመጽእ ወርሒ ኣትሒዙ ካልኣይ ማዕበል ወራር ኣንበጣ ክኽሰት ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 12 November 2020 ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምምካት'የን ዝርከባ። ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ መጀምርያ ወርሒ ናይዚ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ልሙዕ [...]
ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ኣሽሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም

ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ኣሽሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም

Radio Erena: 12 November 2020 ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ልዕሊ 6 ሽሕ ሰባት ናብ ሱዳን ከምዝተሰዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ካብ ቤት ንብረቶም ዝተመዛበሉ፣ ቆልዑን ደቂን [...]
ሊብያ፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ ዝኾነት ጓለነስተይቲ ኣብ ከተማ ቤንቓዚ ተቐቲላ

ሊብያ፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ ዝኾነት ጓለነስተይቲ ኣብ ከተማ ቤንቓዚ ተቐቲላ

Radio Erena: 12 November 2020 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ቤንቓዚ፣ ብጀነራል ሓፍታር ብዝምራሕ ሓይሊ ይፍጸም ኣሎ ንእትብሎ ግፍዕታት ክትቃወም ዝጸንሐት፣ ሓናን ኣል ባራሲ ዝተባህለት፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ፣ ብ10 ሕዳር [...]
1 102 103 104 105 106 265 1040 / 2647