Author: Admin

1 101 102 103 104 105 265 1030 / 2647
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ተሓጋጋዚኡ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን፣ ህወሓት ናብ ኤርትራ ዝፈነዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል ኮኒኖም

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ተሓጋጋዚኡ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን፣ ህወሓት ናብ ኤርትራ ዝፈነዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል ኮኒኖም

Radio Erena: 17 November 2020 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማይክ ፖምፐዮ፣ 'ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘካየደቶ መጥቃዕቲን ነቲ ግጭት ናብ ኣህጉራዊ ደረጃ ንምዕራጉ ዝተገብረ ፈተነን' ኮኒኑ። እቲ ጸሓፊ፣ [...]
ارتريا تلوذ بصمت مطبق بعد اربعة أيام من تعرض العاصمة للقصف بصواريخ

ارتريا تلوذ بصمت مطبق بعد اربعة أيام من تعرض العاصمة للقصف بصواريخ

لاذت السلطات في اسمرا بصمت مطبق وفضلت عدم التعليق على القصف الصاروخي الذي قامت به الجبهة الشعبية لتحرير تيغراي ضد مواقع في العاصمة اسمرا مساء يوم [...]
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ፣ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን መፍትሒኡን  ንምዝታይ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ፣ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን መፍትሒኡን ንምዝታይ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ

Radio Erena: 17 November 2020 ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን፣ ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኡጋንዳ ብምብጻሕ ብዛዕባ ህሉው ኵናት ኢትዮጵያን መፍትሒኡን ከምዝ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ጸዊዓ

ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ጸዊዓ

Radio Erena: 17 November 2020 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብኣማኻሪ ሃገራ [...]
The Pick- and- Bring War

The Pick- and- Bring War

Radio Erena: 16 November 2020 “A Nobel Peace Prize Winner Goes to War Inside his Country.” This and similar titles made the news in the first w [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ንምሽምጋል ተበግሶ ወሲዱ ዝብል መግለጺ ጉጉይ ምዃኑ ካብ ወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሰሚዑ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ንምሽምጋል ተበግሶ ወሲዱ ዝብል መግለጺ ጉጉይ ምዃኑ ካብ ወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሰሚዑ

Radio Erena: 16 November 2020 "ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ንምሽምጋል ተበግሶ ክወስድ'ዩ" ዝብል መግለጺ፣ ጉጉይ ምዃኑ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ይስማዕ ኣሎ። እዚ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ንዝበሎም 5 ጀነራላትን 2 ኮለነላትን ናብ ፍርዲ ኣቕሪቡ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ንዝበሎም 5 ጀነራላትን 2 ኮለነላትን ናብ ፍርዲ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 16 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ዝበሎም 5 ጀነራላትን ክልተ ኮለነላትን፣ ብ14 ሕዳር ናብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ ተሓቢሩ። እቶም ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ተኸሲሶም ካብ ዝተኣስትሉ ኣስ [...]
ኤርትራ፣ ዝመጽእ ሰሙን፣ ኣብ ታንዛንያ ካብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ኣንሳሒባ

ኤርትራ፣ ዝመጽእ ሰሙን፣ ኣብ ታንዛንያ ካብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ኣንሳሒባ

Radio Erena: 16 November 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ካብ 22 ሕዳር ጀሚሩ ክሳብ 6 ታሕሳስ፣ ኣብ ታንዛንያ፣ ከተማ ኣሩሻ፣ ካብ ዝካየድ ግጥማት ሴፋካ ትሕቲ 20 ዓመት ከምዘይትሳተፈ ተፈሊጡ። [...]
ኣብ ሰንዓፈን ከባቢኣን፣ ትማሊን ሎሚን ደብዳብ ከቢድ ብረት ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ሰንዓፈን ከባቢኣን፣ ትማሊን ሎሚን ደብዳብ ከቢድ ብረት ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 16 November 2020 ካብ ትማሊ 15 ሕዳር ኣትሒዙ ፣ ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ዳግም ኣብ ዝጀመረ ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረታት ሎሚ ንግሆ'ውን ይቕጽል ኣሎ። ኣብ ናይ ትማሊ፣ ዝበዝሐ እቲ ደብዳብ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 25 ሽሕ በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 25 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 15 November 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 25 ሽሕ ከምዝበጽሐ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ካብ መነባብርኦም ዝተፈናቐሉ ቆልዑን [...]
1 101 102 103 104 105 265 1030 / 2647