Author: Admin

1 103 104 105 106 107 265 1050 / 2647
ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ

ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 12 November 2020 ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ገማግም ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ንወግዓዊ ሓበሬታ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ሞስ [...]
ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብታ ሃገር ተታሒዞም ብዘለው 52 ግብጻውያን ይሰሓሓባ

ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብታ ሃገር ተታሒዞም ብዘለው 52 ግብጻውያን ይሰሓሓባ

Radio Erena: 12 November 2020 ኢትዮጵያ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዛ፣ 52 ግብጻውያን ሒዛቶም ምህላዋ ተሓቢሩ። እቶም በጻሕቲ ሃገር ምዃኖም ዝተገልጹ ግብጻውያን፣ ናብ ኩዌት ኣብ ዝተበገስሉ እዋን፣ [...]
ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ብሪጣንያን ፈረንሳን ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ፈጺሞም

ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ብሪጣንያን ፈረንሳን ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ፈጺሞም

Radio Erena: 11 November 2020 ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ብሪጣንያን ፈረንሳን ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ፈጺሞም ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ዦን ኢቭ ለድርያን ዝምራሕ ላዕለዎይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ናብ ግብጺ [...]
ብባድመ ኵናት ተኸፊቱ ምህላዉ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ

ብባድመ ኵናት ተኸፊቱ ምህላዉ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ

Radio Erena: 11 November 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ዝኸፈቶ ኵናት ስለዝፈሸሎ፣ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ሓገዝ ብምሕታት ኣብ ሑመራ ናይ ከቢድ ብረት ደብዳብ የካይድን ኣብ ከባቢ [...]
ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ

ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 November 2020 ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ንኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። [...]
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 10 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይስዕብ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል፣ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፣ ኣብዚ ሳል [...]
ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ሰዓት እዚ’ኣ፣ ብውሕዱ ኣብ 15 ሃገራት ግጭትን ወረ ግጭን ኣሎ

ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ሰዓት እዚ’ኣ፣ ብውሕዱ ኣብ 15 ሃገራት ግጭትን ወረ ግጭን ኣሎ

Radio Erena: 10 November 2020 ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ብውሕዱ 15 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ግጭት ዘለዋ ወይ ድማ ስግኣት ግጭት ዘንጸላለወን'የን። ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ድሕሪ'ቲ ካብ መግዛእቲ ናጻ ዝወጻሉ፣ ኵናት ዘይር [...]
ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ጥራይ እግሩ ጎስጓስ ከካይድ ወሲኑ

ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ጥራይ እግሩ ጎስጓስ ከካይድ ወሲኑ

Radio Erena: 10 November 2020 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተኣሲሩ ዝተፈትሐ፣ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ፓትሪክ ኦቢ ኣምርያት፣ ዝጀመሮ ጎስጓስ ጥራይ እግሩ ከምዝቕጽሎ ኣፍሊጡ። ንሱ፣ ኣብ ዘካይዶ [...]
ኣስመራ፣ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ንምህለላ ዝተኣኻኸባ ኣዴታት፣ ብፖሊስ ከምዝብተና ተጌሩ

ኣስመራ፣ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ንምህለላ ዝተኣኻኸባ ኣዴታት፣ ብፖሊስ ከምዝብተና ተጌሩ

Radio Erena: 09 November 2020 ኣብ ትግራይ ድሕሪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብወገን ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ ምሽብሻባትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ሳቕሎት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ትማሊ ሰንበት 08 ሕዳር [...]
ግብጺ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምዳት ተካይድ ኣላ

ግብጺ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምዳት ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 09 November 2020 ግብጺ ካብ መፋቕር ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዛ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ተካይድ ኣላ። ብ"ራዳ 2020" ኣብ ዝሰመየቶ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይልታት ኣየርን ምድርን ዝቐነየት ግብጺ፣ [...]
1 103 104 105 106 107 265 1050 / 2647