Author: amanuel
ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ
Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024
ንሶማል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ቀጠር፣ ቱርኪ፣ ኣመሪካን ብሪጣንያን ዝሓቖፈ ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ብምትኳር ዘትዩ።
እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን።
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ጎጃም፣ ማራዊ ኣብ [...]
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ 25 ሰባት ኣሲሮም
Radio Erena: Tuesday 06 , Feburary 2024
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ኣብ ዘካየድዎ ተፍትሽ፣ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም ብውሕዱ 25 ሰባት ከምዝኣሰሩ ክፍሊ ኢምግሬሽን [...]
ከተማታት ሑቲ-የመን ተደብዲበን
Radio Erena: Monday, 05 February 2024
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ የመን ዕጡቓት ሑቲ ኣብ ዝቆጻጸርዎ ቦታ 36 ዒላማታት ብናይ ነፈርትን ሚሳይል መጥቃዕትን ከምዝተሃርመ ተገሊጽ::
እቲ [...]
ሆቴላት ኣስመራ ንኣጋይሸን መሕጸቢ ማይ ክቕርባ ይሽገራ
Radio Erena: Monday, 05 February 2024
ሆቴላት ኤርትራ ብፍላይ ድማ ርእሰ-ከተማ ኣስመራ ንኣጋይሸን ዝኸውን ቀረብ መሕጸቢ ማይ ኣብ ምምላእ ይሽገራ ከምዘለዋ ዝተፈላለዩ ወጻእተኛታይ በጻሕቲ ኣብ ዘቕረብዎ መረ [...]
እስራኤል: ዛጊት 27 ኤርትራውያን ተቐቲሎም ኣለዉ
Radio Erena: Monday, 05 February 2024
ኣብ እስራኤል 23 ደቀንስትዮ ብመጻምድተንን ብጾተንን ክቕተላ እንከለዋ ካብ 2019 ንድሓር ጥራይ ድማ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብደቂ ሃገሮም ተቐቲሎም ከምዘለዉ ተሓላቒት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 04 February 2024
Radio Erena · ሰንበት 04 ለካቲት 29024
[...]
ليبيا تناشد ايطاليا والدول الأروبية للمساعدة في حل مشكلة اللاجئين المتكدسين على أراضيها
إذاعة إرينا الدولية : 02.02.2024
قالت الحكومة الليبية: إن هناك حوالي 700 ألف لاجئ وطالب لجوء في ليبيا من دول أفريقية مختلفة، بما في ذلك إرتريا. ومن [...]
ሱዳን፣ 8 ሚልዮን ሰባት ካብ ሱዳን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰዲዶም፡ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዛት ንስደተኛታት የድልያ
Radio Erena: Friday,02 February 2024
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ፊሊፖ ግራንዲ ትማሊ ረቡዕ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዘሎ ኩናትን ግጭታትን ሃዲሞም ና [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ብኢንዱስትሪ ንዝፈርዩ ትራንስ ፋቲ-ኣሲድ ማለት ዝተመስርሐ ስብሒ ኣብ ምውጋድ ምዕባለ ዘርኣያ ሓሙሽተ ሃገራት ንፈለማ እዋን ምስክር ወረቐት ሂቡ
Radio Erena: Friday,02 February 2024
እተን ሃገራት ዴንማርክ፣ ሊትዋንያ፣ ፖላንድ፣ ስዑዲ ዓረብን ታይላንድን ክኾና እንከለዋ፣ ብኢንዱስትሪ ንዝፈሪ ትራንስ-ፋቲ ኣሲድ (TFA) ንምውጋድ ጽኑዕ ቁጽጽር ኣብ ም [...]