Author: amanuel

1 93 94 95 96 97 148 950 / 1476
ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም ዝወሓዱ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ተባሂላ

ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም ዝወሓዱ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ተባሂላ

Radio Erena: 10 January 2022 ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ፣ ኣብተን ዝማዕበላን ተዛማዲ ዲሞክራስን ሓርነት ዜጋታትን ዘለወን ሃገራት፣ ብዝሒ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ብዝተዓጻጸፈ ከምዝዛየደ ዝተፈላለየ መጽናዕታት [...]
‘ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማይዓይኒ ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም።’ UNHCR

‘ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማይዓይኒ ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም።’ UNHCR

Radio Erena: 07 January 2022 ነፈርቲ ውግኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብረቡዕ፣ 05 ጥሪ ዝተኻየደ [...]
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 07 January 2022 ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]
ሱዳን፣  መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2022 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 05 January 2022 ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 05 January 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይን ፖለቲካው መዕለቢ ክርከበሉ ኣብ ዘሎ ተኽእሎታትን ብዝምልከት ንምምይያጥ፣ ጽባሕ ሓሙስ 6 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣ [...]
ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ህቡብ ደራሲ ተኣሲሩ

ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ህቡብ ደራሲ ተኣሲሩ

Radio Erena: 05 January 2022 ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ፣ ህቡብ ደራሲ ኣብ ካምፓላ ከምዝተኣስረ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ካካዌንዛ ሩኪራባሻይጃ ዝተባህ [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ዋጋ መግብታት ብልዕሊ 40% ንሂሩ።’

‘ኢትዮጵያ፣ ዋጋ መግብታት ብልዕሊ 40% ንሂሩ።’

Radio Erena: 05 January 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ከቢድ ናይ ቁጠባ ቅልውላው ከምዝፈጠረ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ዋጋታት መግቢ ብልዕሊ 40% ከምዝነሃረ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ብመሰረ [...]
‘መንግስቲ ኤርትራ፣ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ዝሕሰመሉ ዘሎ ምኽንያት ኣይፈለጥናን።’ ክብል ኣፍሪቃዊ ማእከል ምቁጽጻር ሕማማት ገሊጹ

‘መንግስቲ ኤርትራ፣ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ዝሕሰመሉ ዘሎ ምኽንያት ኣይፈለጥናን።’ ክብል ኣፍሪቃዊ ማእከል ምቁጽጻር ሕማማት ገሊጹ

Radio Erena: 05 January 2022 መንግስቲ ኤርትራ፣ ዜጋታቱ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ከይረኽቡ ዝኽልክለሉ ዘሎ ምኽንያት ብንጹር ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ኣፍሪቃዊ ማእከል ምቁጽጻር ሕማማት ገሊጹ። ኣብዚ እዋን'ዚ [...]
Somalia Enters the New Year with Worries and Fear

Somalia Enters the New Year with Worries and Fear

Radio Erena: 05 January 2022 Somalia is scarcely a newsmaker except for the grim news of a terrorist attack here or a tribal fight there. Worse [...]
1 93 94 95 96 97 148 950 / 1476