Author: amanuel

1 92 93 94 95 96 238 940 / 2380
ባይቶ ጸጥታ፣ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

ባይቶ ጸጥታ፣ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: 20 March 2023 ባይቶ ጸጥታ፣ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ብተውሳኺ ሓደ ዓመት ክዋናሕ ምውሳኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሓሙሽተ ቀወምቲን 10 ድማ ተቐያየርትን ኣባላት ዘለውዎ ባይቶ [...]
ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኽውን ከምዝተረቝሐ ተሓቢሩ

ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኽውን ከምዝተረቝሐ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ትግራይ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ንምቛም ክካየድ ኣብ ዝጸንሐ ዘተን ምርጫን፣ ኣፈኛ ህወሓት፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክኸውን ከምዝተረቑሐ መርበባት [...]
‘ኤርትራዊ ስደተኛ’ ኣብ ፈረንሳ፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ቀቲሉዋ

‘ኤርትራዊ ስደተኛ’ ኣብ ፈረንሳ፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ቀቲሉዋ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ምዕራባዊ ፈረንሳ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ 'ፕዋትየኽ' (Poitiers)፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓምሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ዝቐተላ 'ኤርትራዊ' ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ፖሊስ ኣፍሊጡ። [...]
ፈረምቲ መቐናዊ ስምምዕ፡ናይ መወዳእታ ስምምዕ ክነድፉ ወሲኖም

ፈረምቲ መቐናዊ ስምምዕ፡ናይ መወዳእታ ስምምዕ ክነድፉ ወሲኖም

Radio Erena: 17 March 2023 ኣብ ሱዳን ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ክሰርሑ ዝጸንሑ፡ ኣብ መቓናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዝፈረሙ ወተሃደራውን ሲቪላውን ክንፍታት፡ ናይ መወዳእታ ስምምዕ እትነድፍ ኮሚቴ ክምስ [...]
ንመገሻ ብሊንከን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝምልከት፣ ከንቲብኣ ዝሃበቶ ርእይቶ ኣከራኻሪ ኮይኑ

ንመገሻ ብሊንከን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝምልከት፣ ከንቲብኣ ዝሃበቶ ርእይቶ ኣከራኻሪ ኮይኑ

Radio Erena: 17 March 2023 ኣመሓዳሪት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ፡ ብሰሉስ 14 መጋቢት ንቤት ምኽሪ እታ ከተማ ኣብ ዘቕረበቶ ናይ ምምሕዳራ ናይ ኣፈጻጽማ ስራሕ ሪፖርት፡ ብዛዕባ ጸጥታ እታ ከተማ ኣመ [...]
ብሊንከን ናይ ኢትዮጵያ ጻንሖቱ ዛዚሙ

ብሊንከን ናይ ኢትዮጵያ ጻንሖቱ ዛዚሙ

Radio Erena: 17 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ስራሕ ክፍጽም ዝቐነየ ሰክሬታሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ዑደቱ ዛዚሙ ብሓሙስ 16 መጋቢት ናብ ኒጀር ኣምሪሑ። ብሊንከን ኣብ ናይ ኢትዮጵያ [...]
ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ኣመሪካ፡ምስ ናይ ሩስያ ናይ ውግእ ጀት ተጋጭያ

ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ኣመሪካ፡ምስ ናይ ሩስያ ናይ ውግእ ጀት ተጋጭያ

Radio Erena: 16 March 2023 ናይ ኣሜሪካ MQ-9 ሪፐር ዝተባህለት ሰብ ኣልቦ ነፋሪት፣ ምስ ናይ ሩስያ ሱ 27 ናይ ውግእ ነፋሪት ኣብ ጸሊም ባሕሪ ተጋጭየን። ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣሜሪካ ፔንታጎን ከም ዘፍለ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ ስልጣናት ኢትዮጵያ ተራኺቡ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ ስልጣናት ኢትዮጵያ ተራኺቡ

Radio Erena: 16 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 2ተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዝገብር ዘሎ፡ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ረቡዕ 15 መጋቢት ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ ተራኺቡ ከም ዝ [...]
ኤርትውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ናይ ጽሬት መዓልቲ ወዲቦም

ኤርትውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ናይ ጽሬት መዓልቲ ወዲቦም

Radio Erena: 16 March 2023 ኤርትራውያን ተቐማጦ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ፡ ንሓደ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ጽሬት መደብ ወዲቦም። እቲ ብሓድሽ ዝተመስረተ ማሕበር ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ተወዲቡ፡ ን 25 መጋቢት ክካየ [...]
ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ዝተኻየደ ስምምዕ፤ ንኲናት ሓድሕድ የመን እወታዊ ለውጢ ከምጽኣሉ ይትስፎ

ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ዝተኻየደ ስምምዕ፤ ንኲናት ሓድሕድ የመን እወታዊ ለውጢ ከምጽኣሉ ይትስፎ

Radio Erena: 15 March 2023 ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ዝተኻየደ ስምምዕ፤ ንኲናት ሓድሕድ የመን እወታዊ ለውጢ ከምጽኣሉ'ዩ፤ ክብሉ ሰበስልጣን ኢራን ገሊጾም። ላዕለዋይ ወኪል [...]
1 92 93 94 95 96 238 940 / 2380