Author: amanuel

1 89 90 91 92 93 240 910 / 2398
ሱዳን፣ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝተወጠነ ዕለት ፈሺሉ

ሱዳን፣ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝተወጠነ ዕለት ፈሺሉ

Radio Erena: 13 April 2023 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ 11 ሚያዝያ ክቐውም ዝነበሮ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ፈሺሉ። ብመሰረት እቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝተበጽሐ ስምምዕ ኩሎም ወገናት፣ ኣብ 11 ሚያዝያ፣ ቀዳማይ ሚኒስ [...]
‘ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማታት ደብረብርሃንን ኣጣዩን ከቢድ ብረት ዝተሓወሶ ናይ ቶዅሲ ምልውዋጥ ተኻይዱ’

‘ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማታት ደብረብርሃንን ኣጣዩን ከቢድ ብረት ዝተሓወሶ ናይ ቶዅሲ ምልውዋጥ ተኻይዱ’

Radio Erena: 13 April 2023 ናይ ክልላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትን ዳግም ንምውዳብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዘሕለፎ ኣዋጅ፣ ካብ ሰንበት 09 ሚያዝያ ኣትሒዙ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣድማን ተቓውሞታትን ብሰፊሑ ይካየድ [...]
ካብን ናብን ኣስመራ ጁባ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንምዕባይ መጽናዕቲ ይካይድ ኣሎ

ካብን ናብን ኣስመራ ጁባ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንምዕባይ መጽናዕቲ ይካይድ ኣሎ

Radio Erena: 13 April 2023 ካብን ናብ ኣስመራን ጁባን፣ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንምዕባይ፣ ተወሳኺ መጽናዕቲ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። መንግስታት ኤርትራን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ከተማታት [...]
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 12 April 2023 ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብ11 ሚይዝያ ናብ ሞቛድሹ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]
ግብጺ፣ ናብ ሩስያ 40 ሽሕ ተወንጫፊ ሮኬታት ብምስጢር ንምልኣኽ መደብ ከምዘለዋ፣ ልሒዅ ዝወጸ ጸብጻብ ስለያ ኣመሪካ ኣቃሊሑ

ግብጺ፣ ናብ ሩስያ 40 ሽሕ ተወንጫፊ ሮኬታት ብምስጢር ንምልኣኽ መደብ ከምዘለዋ፣ ልሒዅ ዝወጸ ጸብጻብ ስለያ ኣመሪካ ኣቃሊሑ

Radio Erena: 12 April 2023 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ትካላት መፍረ ኣጽዋር ሃገሩ፣ ናብ ሩስያ ብምስጢር ዝልኣኽ 40 ሽሕ ሮኬታት ከፍርያ ምእዛዙ፣ ንስለያዊ ጸብጻብ ኣመሪካ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና [...]
ኣብ ከተማ ቆቦ፣ ሚሊሻታት ኣምሓራ – ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ተታዅሶም

ኣብ ከተማ ቆቦ፣ ሚሊሻታት ኣምሓራ – ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ተታዅሶም

Radio Erena: 11 April 2023   ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሚሊሻታት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝተኻየደ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ብ10 ሚ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ሞቛድሹ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ሞቛድሹ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ኣዚዙ

Radio Erena: 11 April 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ዝኽልክል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ07 ሚያዝያ፣ ኣብ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብሕቡእ ናይ ኮቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዝገለጸት ጋዜጣ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ ተፈሪዳ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብሕቡእ ናይ ኮቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዝገለጸት ጋዜጣ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ ተፈሪዳ

Radio Erena: 11 April 2023 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሰቨኒ፣ ብሕቡእ ናይ ክቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዘቃልሐት ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር፣ 300 ሚልዮን ሺሊንግ እታ ሃገር ወይ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ከምዝተመሓላለፈ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህሉው [...]
ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: 07 April 2023 Radio Erena · ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023   [...]
1 89 90 91 92 93 240 910 / 2398