Author: amanuel
ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎ ስምምዕ መረዳድኢ ሰነድ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ።
ብቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ [...]
ጉጅለ ‘ብሪክስ’ ካብ ባሕቲ ጥሪ ኢትዮጵያ ትርከበን 5 ሃገራት ብወግዒ ክጽንብር እዩ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
ምትእክኻብ ‘ብሪክስ’ ኣብ 2009 ዝተመስረተ ንሃገራት ብራዚል፡ ሩስያ፡ ህንዲ፡ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዘጸንበረ እዩ::
ካብ ባሕቲ ጥሪ ኣትሒዙ ድማ ንኢትዮጵያ: ስዑዲ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንእስራኤል ብጃምላዊ ህልቂት ትኸስስ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተቐማጦ ወሽመጥ ቃዛ ብእትገብሮ ዘላ ጃምላዊ መቕጻዕትን ቅትለትን ብደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ፍትሒ (ICJ) ተኸሲሳ::
[...]
ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
ስዊዘርላንድ: ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ 3ይቲ ሃገር ንምስጓግ ናይ ፈተነ ትልሚ ክካየድ ዝቐረበ እማመ ብሃገርዊ ቤት ምኽሪ ተነጺጉ::
ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕቦኦም [...]
ሓድሽ ዓመት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Monday, 01 January 2024
Radio Erena · ሰኑይ 01 ጥሪ 2024
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 31 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 31 ታሕሳስ 2023
[...]
ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት ካብ ምስፍሕፋሕ ኮቪድ 19 ጥንቃቐታት ክገብሩ፣ ክኢላታት ሕክምና የዘኻኽሩ
Radio Erena: Friday, 29 December 2023
ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ማለት ማስክ ክጥቀሙ፣ ዝኾነ ምልክታት ኮቪድ 19 እንተሃልይዎም ድማ መርመራ ክገብሩን ካብ ምትእኽኻባት ክቑጠቡን [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ 2022 ዝኣተወቶ ስምምዕ ተግባራዊ ክትገብር ይጽውዕ
Radio Erena: Friday, 29 December 2023
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ኣብ ዘቕረብዎ ሓባራዊ ጸብጻብ፣ ኩሎም ኣካላት መሰጋገሪ ፍትሒ ብማዕረ ምትግባር [...]
ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ፣ ድሕሪ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ንፈለማ እዋን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: Friday, 29 December 2023
መራሒ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ትማሊ ረቡዕ ምስ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዮወሪ ሙሰቪኒ ከምዝተራኸበ ተፈሊጡ።
እዚ ድማ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ ዕዳ ምኽፋል ትስእን
Radio Erena: Thursday, 28 December 2023
ኢትዮጵያ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ መንግስታዊ ቦንድ "ኩፖን" ክትከፍል ብዘይምኽኣላ ትማሊ ሰሉስ ብወግዒ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ኣፍሪቃ ዕዳኣ ክትከፍል ዘይ [...]