Author: amanuel

1 88 89 90 91 92 241 900 / 2404
የመን፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ልዕሊ 85 ሰባት ሞይቶም

የመን፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ልዕሊ 85 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 21 April 2023 ኣብ የመን፣ ከተማ ሰንዓ፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር፣ ብለገስቲ ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ፣ ልዕሊ 85 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 300 ከምዝቖሰለ ኣገልግ [...]
ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካን ኣብ ጉዳይ ምቁራጽ ቶዅሲ ሱዳን ዘትየን

ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካን ኣብ ጉዳይ ምቁራጽ ቶዅሲ ሱዳን ዘትየን

Radio Erena: 19 April 2023 ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካን፣ ኣብ ጉዳይ ምቁራጽ ቶዅሲ ሱዳን ከምዝዘተያ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘውጽኦኦ መግለጺ ኣፍሊጠን። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ18 ሚያዝ [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ከይበጽሕ ከልኪሉ’

‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ከይበጽሕ ከልኪሉ’

Radio Erena: 19 April 2023 ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናብ ትግራይ ከይበጽሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝተኸልከለ፣ ዋሽንግተን ፖስት ኣቃሊሑ። እቲ መርበብ ዜና፣ ካብ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ [...]
ሱዳን፣ ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራ ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራ ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

Radio Erena: 20 April 2023 ኣብ ሱዳን፣ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣቝጺሩ ኣብ ዘሎ ኵናት፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለዩ ወገናት ሓቢሮም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን፣ ሓያሎ ዜጋታት ሃገሩ ከምዝተቐት [...]
ቀዳመይቲ ሚኒስተር መሎኒ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ዘካየደቶ ዘተ ኣካል ናይቲ ረብሓታት ኢጣልያ ዘቐደመ ናይ 1950ታት ‘መደብ ማተይ’ ‘ዩ ተባሂሉ

ቀዳመይቲ ሚኒስተር መሎኒ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ዘካየደቶ ዘተ ኣካል ናይቲ ረብሓታት ኢጣልያ ዘቐደመ ናይ 1950ታት ‘መደብ ማተይ’ ‘ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 19 April 2023 ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ፣ ጆርጂያ መሎኒ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየደቶ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሶ [...]
ኣብ ሶማል ዝሞቱን ዝቖሰሉን 3500 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ 200 ሚልዮን ዶላር ተኻሒሶም

ኣብ ሶማል ዝሞቱን ዝቖሰሉን 3500 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ 200 ሚልዮን ዶላር ተኻሒሶም

Radio Erena: 19 April 2023 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ናይቲ ሕብረት ተሓቒፎም ኣብ ሶማል ንዝሞቱን ዝሰንከሉን ወትሃደራት ዝተፈላለያ ሃገራት 200 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ከምዝኸፈለ ተሓቢሩ። መርበ [...]
ሱዳን፣ ን24 ሰዓታት ዝጸንሐ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ሎሚ ክፈርስ’ዩ

ሱዳን፣ ን24 ሰዓታት ዝጸንሐ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ሎሚ ክፈርስ’ዩ

Radio Erena: 19 April 2023 ኣንጻር 'ቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲ ኵናት ዘካይድ ዘሎ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ፣ ምስ ጸሓፊ ጉዳያት ውጻኢ ኣመሪካ ድሕሪ ዝገበሮ ናይ ቴሌፎን ዝርርብ፣ [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝልኣኻ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ሰራሕተኛታት ገዛ ይምልምል ኣሎ’

‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝልኣኻ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ሰራሕተኛታት ገዛ ይምልምል ኣሎ’

Radio Erena: 18 April 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝልኣኻ ኣስታት ፍቅሪ ሚልዮን ሰራሕተኛታት ገዛ - ዓማላት መንዝልያ ወይ ካዳማት ይምልምል ከምዘሎ ኣልጀዚራ ሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዝተፈ [...]
‘ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣሎ።’ ኣቶ የማነ ገብረኣብ

‘ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣሎ።’ ኣቶ የማነ ገብረኣብ

Radio Erena: 17 April 2023 ኣመሪካ፣ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ሕዳር 2021፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ 2 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ትዝቲ ምህላዋ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ 2 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ትዝቲ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 17 April 2023 ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) 2 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ትዝቲ ከምዘላ ሮይተርስ ኣቃሊሑ። እቲ ኣገልግሎት ዜና፣ ስሞም ንዘይጠቐሶም ምንጭታት ብምጥቃስ ኣብ ዘቕ [...]
1 88 89 90 91 92 241 900 / 2404