Author: amanuel

1 86 87 88 89 90 240 880 / 2393
ኵናትን ደርቂን ኣብ ዘይበልየሉ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ተወሳኺ ሰብኣዊ ቅልውላው ከየጋጥሞ ይስጋእ

ኵናትን ደርቂን ኣብ ዘይበልየሉ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ተወሳኺ ሰብኣዊ ቅልውላው ከየጋጥሞ ይስጋእ

Radio Erena: 25 April 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ሰራዊት መንግስቲን ሓውሲ ሚሊሻ ዝኾነ ተወርዋሪ እዚን፣ ንከተማ ካርቱም ሓዊሱ፣ ሓያሎ ከተማታት ከቢድ ዋሕዲ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ይርኣየን ከምዘሎ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 25 April 2023 ኣብ እስራኤል ዝነብር ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ኣትለት ተኽለወይኒ ገብረየሱስ፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል፣ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንኽወዳደር ተሓርዩ። መርበብ ሓበሬታ ኦሎምፒክ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ

ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ

Radio Erena:24 April 2023 ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ሱዳን ዝጸንሑ ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ። ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲኣ ንግዜኡ ከምዝዓጸወት ብምግላጽ፣ ሰራሕተኛታት 'ቲ ኤምባሲ ዝርከብዎም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ድሕነት ዜጋታታ ንምውሓስ ተወሳኺ ሰራዊት ተዋፍር ኣላ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ድሕነት ዜጋታታ ንምውሓስ ተወሳኺ ሰራዊት ተዋፍር ኣላ

Radio Erena: 24 April 2023 ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ድሕነት ዜጋታታ ንምውሓስ፣ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተወሳኺ ሰራዊር ተዋፍር ምህላዋ፣ ንመግለጺ ክፍሊ ኣመሪካ- ፔንታጎን ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግ ሸኔን፣ ሰሉስ 25 ሚያዝያ፣ ዘተ ክጅምሩ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግ ሸኔን፣ ሰሉስ 25 ሚያዝያ፣ ዘተ ክጅምሩ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ገሊጹ

Radio Erena: 24 April 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ -ሸኔን፣ ሰሉስ 25 ሚያዝያ፣ ኣብ ታንዛንያ ዘተ ክጅምሩ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ነቲ ኣ [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት፣ ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን’ዩ።’ ክብሉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም

‘ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት፣ ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን’ዩ።’ ክብሉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም

Radio Erena: 24 April 2023 'ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን ምዃ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 22 April 2023 Radio Erena · ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023   [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ

Radio Erena: 21 April 2023 ኣመሪካ፣ ከም ኣካል ናይቲ ቶምሃውክ ዝተሰምየ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ ኣስታት 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። ኦክልሃማ ካብ ዝርከብ ሃገራዊ ሰራዊት፣ [...]
ሱዳን፣ 320 ወትሃደራት መንግስቲ ናብ ቻድ ሃዲሞም

ሱዳን፣ 320 ወትሃደራት መንግስቲ ናብ ቻድ ሃዲሞም

Radio Erena: 21 April 2023 ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ኣስታት 320 ወትሃደራት ሱዳን ናብ ቻድ ከምዝኣተዉ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር፣ ጀነራል ዳውድ ያሕያ ብራሂም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር፣ [...]
የመን፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ልዕሊ 85 ሰባት ሞይቶም

የመን፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ልዕሊ 85 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 21 April 2023 ኣብ የመን፣ ከተማ ሰንዓ፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር፣ ብለገስቲ ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ፣ ልዕሊ 85 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 300 ከምዝቖሰለ ኣገልግ [...]
1 86 87 88 89 90 240 880 / 2393