Author: amanuel
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 28 June 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ከምዝተቖጻጸሩ ዝተላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን።
እቶም ሓይልታት፣ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ሓያል ኵናት፣ ንሓያሎ ክፋለተ ሰ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ
Radio Erena: 28 June 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ሽመልባን ሕጻጽን ንዝተመዛበሉ ስደተኛታት ኤርትራ መጽለሊ'ዩ ዝበሎ፣ ሓድሽ መዓስከር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣቝሙ።
ኣብ ትግራይ ብዝተፈጥረ ጸ [...]
ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሃብቲ ረኺቦም
Radio Erena: 28 June 2021
ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ፣ 127 ኪሎ ግራም ዝምዘን ክቡር ማዕድን ረኺቦም።
እቶም ኣስታት 35 ዝኾኑ የመናውያን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቢሎም፣ ኣስታት 2 [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ
Radio Erena: 28 June 2021
ሚኒስተራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቁጠባ፣ ንግዲ፣ ወፍሪን ዲጂታላዊ ዕዳጋን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ጂቡቲ ኣቃኒዖም።
ኣብቲ ብቀዳም 26 ሰነ ዝተኻየደ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 June 2021
ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን።
እቲ ዲጋ፣ ንኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ጽሩይ ዝስተ ማይ ከባ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሰነ 2021 ፈነወና
Radio Erena: 25 June 2021
Radio Erena · ዓርቢ 25 ሰነ 2021
[...]
መንግስቲ ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተላእኩ መንእሰያት ሃለዋት ከፍልጥ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ቀጺሉ
Radio Erena: 25 June 2021
መንግስቲ ሶማል፣ ንታዕሊም ናብ ኤርትራ ናይ ዝተላእኩ መንእሰያት ሃለዋት ከፍልጥ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ከምዘሎ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ገሊጹ።
ድሕሪ'ቲ ሰለማዊ ሰልፍታት፣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ምክያዱ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም
Radio Erena: 25 June 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብ22 ሰነ፣ ቶጎጋ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ፣ ሰለማውያን ሰባት ምቕታሉ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም።
በቲ ኣብ ማእከል ዕዳጋ'ዩ ተኻይዱ [...]
ሩስያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝጀመረቶ ርክብ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘትያ
Radio Erena: 21 June 2021
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስተር ምስ ሩስያዊ [...]
ارتريا ضمن ستة دول لم تبدأ تطعيم سكانها ضد فيروس كورونا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار 23 يونيو 2021
أشار تقرير طبي دولي إلى أن ارتريا ضمن ست دول لم تبدأ حتى الآن في تطعيم سكانها ضد فيروس كورونا والدول ا [...]