Author: amanuel

1 75 76 77 78 79 233 770 / 2328
ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 20 May 2023 Radio Erena · ቀዳም 20 ግንቦት 2023   [...]
ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

Radio Erena: 19 May 2023   https://www.youtube.com/watch?v=lci6pdEIieg&t=1s [...]
‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 18 May 2023 ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካየ ብዝብል፣ ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዝወሰደ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክመልስ ቤት ፍርዲ በይኑ። ቤት ፍ [...]
ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ

ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 17 May 2023 ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና፣ ናብታ ሃገር ምብጻሕ ዘካየደ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ማተዮ ፒያንተዶሲ ኣፍሊጡ። ንሱ ብ15 ግንቦት ናብ ቱኒዝያ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ ጀነራል ሐሚቲ ወጊኖም ንዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራላት ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ ጀነራል ሐሚቲ ወጊኖም ንዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራላት ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

Radio Erena: 17 May 2023 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገርን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስ ኣዛዚ ፈጣን ሓይሊ፣ ጀነራል ሓንዳን ዳጋሎ ወጊኖም ዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራል ካብ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ዜጋታት እቲ ዞባ ዘተ የካይድ ኣሎ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ዜጋታት እቲ ዞባ ዘተ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 17 May 2023 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት እታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ወከልቲ ዜጋታት ናይቲ ዞባ ዘተ የካይድ ኣሎ። እቲ ኣምባሳደር፣ ኣብ [...]
ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 በጺሑ

ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 በጺሑ

Radio Erena: 16 May 2023 ኣብ ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ፣ ብዝሒ ሰባት፣ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን። ብስራት ወይ [...]
ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ምዕራብ ሸዋ ግጭት ከምዘካየዱ ተሓቢሩ

ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ምዕራብ ሸዋ ግጭት ከምዘካየዱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 16 May 2023 ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፣ ሜታ ወልቂጤ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ግጭት ከምዘካየዱ፣ ኦነግ ኣብ ዝዘርግሖ መልእኽቲ ሓቢሩ። እቲ [...]
‘ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ።’ ፕረዚደንት ቻይና

‘ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ።’ ፕረዚደንት ቻይና

Radio Erena: 16 May 2023 ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምዃኑ' ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ ገሊጹ። ፕረዙደንት ዢፒንግ ነዚ ዝገለጸ፣ ብ15 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ኤር [...]
ሶማል፣ ሓያል ዝናብ ብዝፈጠሮ ዕልቕልቕ 10ታት ሰባት ሞይቶም ልዕሊ 200 ሽሕ ተመዛቢሎም

ሶማል፣ ሓያል ዝናብ ብዝፈጠሮ ዕልቕልቕ 10ታት ሰባት ሞይቶም ልዕሊ 200 ሽሕ ተመዛቢሎም

Radio Erena: 15 May 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝወረደ ሓያል ዝናብ ብዝፈጠሮ ዕልቕልዕ ብውሕዱ 22 ሰባት ከምዝሞቱን ልዕሊ 200 ሽሕ ድማ ካብ መነባብርኦም ከምዝተመዛበሉን ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። [...]
1 75 76 77 78 79 233 770 / 2328