Author: amanuel
ጉጅለ 20 ዝሃብተማን ዝሓየላን ሃገራት፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ሂቡ
Radio Erena: Monday, 11 September 2023
ብG20 ዝፍለጥ ምትእኽኻብ 20 ሃብታማትን ሓያላትን ሃገራት፣ ኣብ ህንዲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ከምዝሃበ ብወግዒ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ [...]
ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: Monday, 11 September 2023
ሩስያ፣ ንሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ እኽሊ ሓገዝ ክትገብር ብዝኣተወቶ መብጽዓ፣ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን እኽሊ ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩ [...]
18 መስከረም ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ንምዝክካር፣ ኣብ ስደት ዝርከባ ሜድያታት ምድላዋት የካይዳ
Radio Erena: Monday, 11 September 2023
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ተቐይዶም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቻይና -ሺንሁዋ ካብ ዓደን ሓቢሩ።
ሺንሁዋ [...]
‘ኣነ ስድራቤተይን ብኤርትራውያን ተጠቒዕና።’ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣
Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ፋኖ ንዝጸንሐ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ከምዝተቖጻጸረ ተሓቢሩ
ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ሃይም ጎረን፣ ንሱን ስድራቤቱ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ተርእዮታት ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: Thursday, 07 September 2023
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ተርእዮታት ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ይቕጽል ምህላዉ፣ ውድብ መግብን ሕርሻን ሓቢሩ።
እቲ ትካል፣ ብ0 [...]
‘ኣፍሪቃ፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ ክነሳ፣ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ኣላ’
Radio Erena: Thursday, 07 September 2023
ኣፍሪቃ፣ ብደረጃ ኣህጉር፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ ክነሳ ብኣንጻር እዚ እታ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ምህላዋ፣ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ክሌማ ኣፍሪቃ ተገ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኵናት ፈጺሙ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ
Radio Erena: Thursday, 07 September 2023
ድሕሪ'ቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2022፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም፣ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ገበናት ኵናት ከምዝፈጸሙ ኣ [...]
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅይያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ
Radio Erena: Wednesday, 06 September 2023
ኣብ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ ምህላወን [...]
ፌስቲቫላት ንምዝራግ ዝካየድ ዘሎ ባእሰን ዕግርግርን፣ ሞሳድ ዝርከቦም ዓበይቲ ትካላት ስለያ ዝሃቀንዎ ሽርሒ’ዩ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ወቂሱ
Radio Erena: Wednesday, 06 September 2023
ኣብ እስራኤል፣ ብኤምባሲ ንዝተወደብ ፌስቲቫል ደው ንምባሉ ኣብ ዝተኻየደ ፈተነ፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ብስም 'ብርጌድ ንሓመዱ' ዝተወደቡ ደለይቲ ለውጢን [...]