Author: amanuel

1 56 57 58 59 60 238 580 / 2371
ብኤርትራውያን ዝውነን፣ እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ ዓበይቲ ጀላቡ ኣመሪቑ

ብኤርትራውያን ዝውነን፣ እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ ዓበይቲ ጀላቡ ኣመሪቑ

Radio Erena: Tuesday, 05 September 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ካልእ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዝነጥፍ፣ ብኤርትራውያን ኣውፈርቲ ዝውነን 'እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን' (ECDG)፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ [...]
ኣመሪካ፣ ክልተ ጥርሙዝ ቢራ ንምስራቕ ንኤርትራዊ ሰራሕተኛ ዝቐተለ ውልቀ ሰብ ይህደን ኣሎ

ኣመሪካ፣ ክልተ ጥርሙዝ ቢራ ንምስራቕ ንኤርትራዊ ሰራሕተኛ ዝቐተለ ውልቀ ሰብ ይህደን ኣሎ

Radio Erena: Monday, 04 September 2023 ኣብ ኣመሪካ፣ ሳን ፍራንሲስኮ፣ ክልተ ቢራ ጥርሙዝ ንምስራቕ፣ ኣቶ ዮውሃንስ ተወልደ ንዝተባህለ ኤርትራዊ ሰራሕተኛ ዝቐተለ ውልቀ ሰብ ይህደን ምህላዉ መርበባት ዜና [...]
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ግጭት ናይ ልዕሊ 43 ሰባት ሬሳ ከምዘልዓለ ቀይሕ መስቀል ገሊጹ

ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ግጭት ናይ ልዕሊ 43 ሰባት ሬሳ ከምዘልዓለ ቀይሕ መስቀል ገሊጹ

Radio Erena: Monday, 04 September 2023 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ግጭት፣ ብውሕዱ ናይ 43 ሰባት ሬሳ ከምዘልዓለ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምስ ርእሰ ም [...]
‘ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኣጽዋር ገኒኑ’

‘ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኣጽዋር ገኒኑ’

Radio Erena: Monday, 04 September 2023 ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን፣ ዘይሕጛዊ ምስግጋር ኣጽዋር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ ከምዘሎ ብቋንቋ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ኣቃሊሓ። [...]
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: Friday, 01 September 2023 መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ 15 ሚያዝያ ዝተውልዐ ኵናት ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ናብታ ሃገር ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ዝጸንሐ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዳግም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት

‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: Friday, 01 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገ [...]
መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: Friday, 01 September 2023 ባሕቲ መስከረም፣ መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት [...]
ጋቦን፣ ንልዕሊ 50 ዓመታት ስልጣን ስልጣን ብሒቶም ዝጸንሑ ስድራቤት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዮም

ጋቦን፣ ንልዕሊ 50 ዓመታት ስልጣን ስልጣን ብሒቶም ዝጸንሑ ስድራቤት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዮም

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ካብ 1967 እትሒዞም ኣቦን ወድን ተበራርዮም፤ ን56 ዓመታት ክመርሑዋ ኣብ ዝጸንሑ ጋቦን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ተኻይዱ። እቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ወት [...]
ፈረንሳ፣ ካብ ኒጀር ክወጽእ ናይ 48 ሰዓታት ትእዛዝ ዝተዋህቦ ኣምባሳደራ ከምዘይሰሓበት ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ካብ ኒጀር ክወጽእ ናይ 48 ሰዓታት ትእዛዝ ዝተዋህቦ ኣምባሳደራ ከምዘይሰሓበት ገሊጻ

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ኣብ ኒጀር ዕልዋ ዘካየደ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ንኽወጻእ ዝሃቦ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ። እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ፈረ [...]
1 56 57 58 59 60 238 580 / 2371