Author: amanuel

1 55 56 57 58 59 233 570 / 2328
ጂቡቲን ሩስያን ኣብ መንጎአን ክህሉ ብዛዕባ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

ጂቡቲን ሩስያን ኣብ መንጎአን ክህሉ ብዛዕባ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023 ሩስያ፣ ምስ ጁቡቲ ብዛዕባ ክህልዋ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብምትኳር ዘተ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። ምክትል ሚኒስተር ሩስያ፣ ልዩተናትን ጀነራል ኣሌክሳንደር ፎ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሐሚቲ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን  ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሐሚቲ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ

Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ። ብደረጃ ዓለም ልዑል ተነባብነት ዘለዋ ዎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተኻየደ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተኻየደ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኣብ እትርከብ ከተማ ፍኖተ ሰላም ብዝተኻየድ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ኣብቲ ብ13 ነሓሰ ዝተኻየደ [...]
ኤርትራ፡ ካብ 19  ክሳብ 27 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፡ ካብ 19 ክሳብ 27 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023 ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ፡ ካብ ቀዳም19 ክሳብ ሰንበት 27 ነሓሰ 2023፡ ኣብ ሃንጋሪ፣ ከተማ ቡዳፐሽት ኣብ ዝሰላሰል፡ መበል 19 ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ

እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓኖም፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ኣለዎም ዝተባህሉ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ከምዘውጽአት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ [...]
ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን

ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን። ጸሓፊ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ፣ ኦስቲን፣ ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣ [...]
ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ

ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ እምነቶም ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ጴንጠቆስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ። ንመሰል ኣመንቲ ክርስትና ዝጣበቕ፣ ባ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 12 August 2023 Radio Erena · ቀዳም 12 ነሓሰ 2023   [...]
ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 https://www.youtube.com/watch?v=5um9poyd5jk [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 Radio Erena · ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023   [...]
1 55 56 57 58 59 233 570 / 2328