Author: amanuel
ጊኒ፣ ንልዕሊ 10 ዓመት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዩ
Radio Erena: 06 September 2021
ሰራዊት ጊኒ፣ ነታ ሃገር ካብ 2010 ኣትሒዙ ክመርሕ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣልፋ ኮንደ፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣን ኣልዩዎ።
ወዲ 83 ዓመት፣ ፕረዚደንት ጊኒ ነበር ኣልፋ [...]
ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ
Radio Erena: 03 September 2021
ኣመሪካ፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ዝፍትሓሉ፣ ምቑራጽ ተዅሲ ዝትግበረሉን ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይመሰናኽል ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ። [...]
ኢንተርፖል፣- ሓላፊ ጸጥታ ነበር ዝርከቦም ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ክህደኑ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: 03 September 2021
ኣህጉራዊ ማሕበር ፖሊስ ገበነኛታት- ኢንተርፖል፣ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ሳላሕ ጎሽ ዝርከቦም፣ ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር፣ ተሃዲኖም ናብ ሕጊ ክቐርቡ ትእዛዝ ኣመ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤምባሲታት ትዓጹን ዲፕሎማሰኛታትን ትስሕብ ኣላ
Radio Erena: 03 September 2021
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ከቢድ ናይ ቁጠባ ቁልውላው ስለዝገጠሞ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ሓያሎ ኤምባሲታቱን ይዓጹን ዲፕሎማሰኛታት ይስሕብ ከምዘሎ [...]
ኤርትራ፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐዪ ዝወሓደ ደቂ ተባዕትዮ ካብ ዘለወን ሃገራት ዓለም ምዃና ሕክምናዊ መጽናዕቲ ገሊጹ
Radio Erena: 31 August 2021
ብደረጃ ዓለም፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐ ዘሎ ብዝሒ ህዝቢ፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ብልዕሊ ፍርቂ ከምዝወሰኸ፣ ኣብ ሓደጋታት ዘይተላገብቲ ሕማማት ብምትኳር መጽናዕቲ ዘካየደ ማእከል ገሊጹ።
[...]
“ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣማኢት ተቐቲሎም፣ ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም።”
Radio Erena: 31 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ኣማኢት ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከምዝተመዛበሉን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝፈትሐት ሑቲ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 30 August 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ቀይዲ ጸኒሖም ዝተባህሉ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝኣተዉ፣ ሑቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
جائزة دبروم للإبداع الفني تبدأ دورتها الأولى لسنة 2021
ضمن برنامج متابعات الاسبوعي ليوم غد الاربعاء يستضيف الزميل احمد شريف الفنان الشاب محمد عبد الله فاقراي للحديث حول جائزة دبروم للإبداع الفني والتي [...]
فرنسا تعلق مساعداتها العسكرية لإثيوبيا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاثنين 16 اغسطس 2021
نقلت وكالة الأنباء الفرنسية (أيه ف بي) عن مصادر دبلوماسية لم تسمها إلى أن فرنسا علقت مساعدات [...]
‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 13 August 2021
ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ኣትዮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ከምዝፈ [...]