Author: amanuel

1 58 59 60 61 62 238 600 / 2380
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝተዋፈሩ ንምህዳን ምስ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝተዋፈሩ ንምህዳን ምስ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዋፊሮም ንዘለው ሰባት ንምህዳን ምስ ኣህጉራዊ ፖሊስ ወይ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። [...]
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ - ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ። እቲ ኣብ ስዊዘርላን [...]
መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኣቦ መንበር ልኡኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ኵናት ካብ ዝጽመድ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ካተማ ካርቱም ወጺኡ ናብ ፖ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኣብ ዶባት ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትንድን ዝንቀሳቐስ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ፣ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ዝዓበየ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተቖጻጸረ ተገሊጹ። ኣብ [...]
ኤርትራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልእኮ ጥረ ነገራት ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ

ኤርትራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልእኮ ጥረ ነገራት ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኤርትራ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልእኮ ጥረ ነገራት፣ 719 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ጠቒሱ። ኣብ 2021፣ ኤርትር ናብ ወጻኢ ሃገ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ንዝተፈጸመላ ኒጀር ካብ ኣባልነቱ ኣደስኪሉ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ንዝተፈጸመላ ኒጀር ካብ ኣባልነቱ ኣደስኪሉ

Radio Erena:Friday, 25 August 2023 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኒጀር፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ዝተኣልየ ሲቪላዊ መንግስቲ ናብ ስልጣን ክሳብ ዝምለስ፣ ካብ ኣባልነቱ ከምዘደስከላ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ብተወሳኺ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ፋኖን ግጭት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ፋኖን ግጭት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena:Friday, 25 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ ዝበዝሓ ዓበይቲ ከተማታት ከምዝሃድአ እኳ ይግለጽ እንተሎ፣ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ግና ይቕጽል ምህላዉ መርበባት ዜ [...]
ብሪክስ፣ ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ዝርከብአን ሽዱሽተ ሃገራት ኣባላቱ ክኾና ዕድመ ኣቕሪቡ

ብሪክስ፣ ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ዝርከብአን ሽዱሽተ ሃገራት ኣባላቱ ክኾና ዕድመ ኣቕሪቡ

Radio Erena:Friday, 25 August 2023 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንክልተ መዓልታት ዝተጋብአ ዋዕላ ብሪክስ፣ ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ዝርከብአን ሽዱሽተ ሃገራት ኣባላቱ ክኾና ዕድመ ከምዘቕረበ ፕረዚደንት ሲሪል ራሞፋሳ [...]
ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን ቴሌግራምን ኣጊዳ

ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን ቴሌግራምን ኣጊዳ

Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023 መንግስቲ ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን መልኣኽቲ መለዋወጢ ቴሌግራምን ኣብታ ሃገር ካብ ዝወሃብ ዘሎ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ክእዕጾ ኣዚዙ። እቲ መንግስቲ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን ብጅምላ ተቐቲሎም ናይ ዝተባህሉ ዜጋታታ ከተጻሪ ምዃና ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን ብጅምላ ተቐቲሎም ናይ ዝተባህሉ ዜጋታታ ከተጻሪ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023 ዶብ የመን ሰጊሮም ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምእታው ዝሓለኑ ኣማኢት ኢትዮጵያን ስደተኛታት፣ ሰራዊት ስዑዲ ዓረብ ብዝተኮስሎም ጠያይቲ ከምዝሞቱ ጸብጻብ ሁማን ራይትስ ዎች ገ [...]
1 58 59 60 61 62 238 600 / 2380