Author: amanuel

1 28 29 30 31 32 241 300 / 2404
ሊብያ፣ ልዕሊ 1200 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ተመሊሶም

ሊብያ፣ ልዕሊ 1200 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ተመሊሶም

Radio Erena: Thursday, 04 January 2024 ኣብዛ ዝሓለፈት ሰሙን፣ ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሱ ልዕሊ 1200 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም ናብታ ሃገር ከምዝተመልሱ ኣህጉራዊ ማሕበ [...]
ኢትዬጵያ እትወስዶ ዘላ ስልታዊ ስጉምቲ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ንተኣፋፊ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ተወሳኺ ግጭት ዘእቱ ‘ዩ ተባሂሉ

ኢትዬጵያ እትወስዶ ዘላ ስልታዊ ስጉምቲ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ንተኣፋፊ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ተወሳኺ ግጭት ዘእቱ ‘ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: Thursday, 04 January 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክቲመዎ ዝብሎ ዘሎ መረዳድኢ ሰነድ ኣብ ጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብቲ ድሮ ብኵናትን ግጭታትን ዝሕመስ ዘሎ [...]
ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ

ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: Thursday, 04 January 2024 ናብ ወደብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ብውሕዱ ሰለስተ ነትጕ ከምዝተራእየ፣ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ስርሒታት ባሕርያ ን [...]
ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ዞባዊ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ጂቡቲ በጺሑ

ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ዞባዊ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ጂቡቲ በጺሑ

Radio Erena: Wednesday, 03 January 2024 ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ፣ ኣብ ዲፕሎማስን ተኽእሎ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲን ንምዝታይ፣ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝጀመሮ ዑደት ብምቕጻል ናብ ጂቡ [...]
المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث

المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث

إذاعة إرينا الدولية: 02.01.2024 قال داميان مولر، عضو الحزب الليبرالي المتطرف وقنصل كانتون لوتسيرن، إنه يتعين على سويسرا إرسال الإرتريين الذين لم يت [...]
الحكومة الصومالية ترفض  توقيع  أثيوبيا مذكرة تفاهم مع أقليم أرض الصومال بشأن حصولها على منفذ بحري وتعتبرها باطلة

الحكومة الصومالية ترفض توقيع أثيوبيا مذكرة تفاهم مع أقليم أرض الصومال بشأن حصولها على منفذ بحري وتعتبرها باطلة

إذاعة إرينا الدولية: 02.01.2024 أعلنت الحكومة الصومالية الثلاثاء في اجتماع طارئ رفضها لاتفاقية التفاهم التي وقعتها الحكومة الاثيوبية مع إقليم أرض [...]
ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ

ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎ ስምምዕ መረዳድኢ ሰነድ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ። ብቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ [...]
ጉጅለ ‘ብሪክስ’ ካብ ባሕቲ ጥሪ ኢትዮጵያ ትርከበን 5 ሃገራት ብወግዒ ክጽንብር እዩ

ጉጅለ ‘ብሪክስ’ ካብ ባሕቲ ጥሪ ኢትዮጵያ ትርከበን 5 ሃገራት ብወግዒ ክጽንብር እዩ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 ምትእክኻብ ‘ብሪክስ’ ኣብ 2009 ዝተመስረተ ንሃገራት ብራዚል፡ ሩስያ፡ ህንዲ፡ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዘጸንበረ እዩ:: ካብ ባሕቲ ጥሪ ኣትሒዙ ድማ ንኢትዮጵያ: ስዑዲ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንእስራኤል ብጃምላዊ ህልቂት ትኸስስ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንእስራኤል ብጃምላዊ ህልቂት ትኸስስ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተቐማጦ ወሽመጥ ቃዛ ብእትገብሮ ዘላ ጃምላዊ መቕጻዕትን ቅትለትን ብደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ፍትሒ (ICJ) ተኸሲሳ:: [...]
ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ

ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 ስዊዘርላንድ: ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ 3ይቲ ሃገር ንምስጓግ ናይ ፈተነ ትልሚ ክካየድ ዝቐረበ እማመ ብሃገርዊ ቤት ምኽሪ ተነጺጉ:: ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕቦኦም [...]
1 28 29 30 31 32 241 300 / 2404