Author: amanuel

1 30 31 32 33 34 240 320 / 2398
ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ ተወሰኽቲ 06 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ ተወሰኽቲ 06 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: Friday, 22 December 2023 ኣብ ካናዳ፣ካልጋሪ፣ ኣብቲ ብ2 መስከረም ዘጋጠመ ባእሲ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን ብስም ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብረብሻ ጸጥታ ዝኸሰሶም ተወሰኽቲ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኲናት ‘ታ ሃገር  ዓቢ ኣበርክቶ ንዝገበራ ድሮናት ዘፍሪ ኩባንያ ቱርኪ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂባ

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኲናት ‘ታ ሃገር ዓቢ ኣበርክቶ ንዝገበራ ድሮናት ዘፍሪ ኩባንያ ቱርኪ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂባ

Radio Erena: Thursday, 21 December 2023 መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ባይካር ንዝተባህለ ድሮናት ዘፍሪ ኩባንያ ቱርኪ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ከምዝሃበ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ዋና አካያዲ ስራሕ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ኣዚዙ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ኣዚዙ

Radio Erena: Thursday, 21 December 2023 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ክወጹ ምዃኖም ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ፡ ብ20 ታሕሳስ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፡ ሓይል [...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ዝርከብዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ተኣሲሮም

ኣዲስ ኣበባ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ዝርከብዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ተኣሲሮም

Radio Erena: Thursday, 21 December 2023 መንግስቲ ኢትዬጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ጀሚርዎ ዘሎ ግፋን ማአሰርቲን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ብሕጋዊ መንገዲ፡ ብነፈርቲ ናብታ ሃገር ንዝኣተዉ ኤርትራውያን' [...]
ወሰኽ ተጠቃምነት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ብትሕቲ ዕድመ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

ወሰኽ ተጠቃምነት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ብትሕቲ ዕድመ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023 ውድብ ጥዕና ዓለም 88 ሃገራት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ዝዕደገሉ ገደብ ዕድመ ከምዘይብለንን 74 ሃገራት ድማ ንዕኡ ዝምልከት ዝኾነ ይኹን መምርሒ ከምዘይብለን ኣተሓሳሲ [...]
ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ሑቲ ንምክልኻል፣ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ባሕሪ ቆይሙ

ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ሑቲ ንምክልኻል፣ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ባሕሪ ቆይሙ

Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023 ጸሓፊ ሚኒስተር ምክልኻል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሎይድ ኦስቲን ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምክልኻል ዝዓለመ ሓድሽ ሓይ [...]
‘ስምምዕ ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኽበር፣ ሎሚ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣገዳሲ’ዩ’ ኣመሪካ

‘ስምምዕ ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኽበር፣ ሎሚ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣገዳሲ’ዩ’ ኣመሪካ

Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023 ስምምዕ ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ዝፍረም 23 ዓመት ኣብ ዘቑጸረሉ ኣመሪካ እቲ ውዕል ክትግበር ሎሚ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣገዳሲ እዩ ክትብል ገሊጻ። [...]
ሱዳንን ቻድን፣ ሓድሕድን ዲፕሎማሰኛታት ይሰጓ

ሱዳንን ቻድን፣ ሓድሕድን ዲፕሎማሰኛታት ይሰጓ

Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023 ቻድ፣ ን17 ዲፕሎማሰኛታት ሱዳን ክትሰጉግ እንከላ፣ ሱዳን ብወገና ን3 ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ቻድ ኣብ ካርቱም ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጹ ኣዚዛ። እዘን ክልተ [...]
ጂቡቲ፣ ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታ ክቕጽል እንተኾይኑ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ

ጂቡቲ፣ ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታ ክቕጽል እንተኾይኑ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023 ጂቡቲ፣ ካብ 1971 ኣትሒዙ ምስ ፈረንሳ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታን ክቕጽል እንተኾይኑ፣ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ንም [...]
ኤርትራ፣ ተላጊበን ዝተወልዳ መናቱ ብመጥባሕቲ ንምፍልላየን፣ ብሓገዝ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሪያድ ኣትየን

ኤርትራ፣ ተላጊበን ዝተወልዳ መናቱ ብመጥባሕቲ ንምፍልላየን፣ ብሓገዝ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሪያድ ኣትየን

Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ተላጊበን ዝተወልዳ መናቱ፣ ብመጥባሕቲ ንምፍልላየን ኣብ ዘሎ ተኽእሎ ገምጋም ንምክያድ፣ ብሓገዝ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሪያድ ናብ ዝርከብ ዝልዓለ ሆስፒታል [...]
1 30 31 32 33 34 240 320 / 2398