Author: amanuel

1 144 145 146 147 148 578 1460 / 5772
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday,24 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 60 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንሰበ ስልጣን እቲ ክልል ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። ብመሰረት እ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ፑቲን ናብ ዋዕላ ብሪክስ ከይመጽእ ኣጠንቂቓ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ፑቲን ናብ ዋዕላ ብሪክስ ከይመጽእ ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Monday,24 July 2023 ፕረዚደንት ሩስያ፣ ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝጋባእ ዋዕላ ሃገራት ብሪክስ ንምስታፍ ናብታ ሃገር እንተመጺኡ፣ ተኣሲሩ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ ኬንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሰግሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣሲራ

ኡጋንዳ፣ ካብ ኬንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሰግሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣሲራ

Radio Erena: Monday,24 July 2023 ሓለዋ ዶባት ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ፈቲኖም ዝበለዎም ሸሞንተ ኤርትራውያን ከምዝሓዙ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር፣ ብ20 ሓምለ፣ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዳርፉር ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ብውሑዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም

ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዳርፉር ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ብውሑዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 23 July 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወተሃደራውያን ሓይልታት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ብደብዳብ ከቢድ ብረት ከባቢ 20 ሰባት ከምዝሞቱ፤ ካብታ ሃገር [...]
ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን  ናይ ቴሌፎን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ናይ ቴሌፎን ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: Sunday, 23 July 2023 ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ናይ ፈለማ ርክብ ናይ ቴሌፎን ኣካዪዶም። ርክብ ናይ'ዞም ክልተ መራሕቲ ሃገራት ዝግበር ዘሎ [...]
ኣመሪካ ንሰራዊት ሶማል ንምድጋፍ፣ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ኣመሪካ ንሰራዊት ሶማል ንምድጋፍ፣ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: Sunday, 23 July 2023 ኣመሪካ፣ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምሕጋዝ ናይ ነፈርቲ ኲናት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት፣ ማእከላይ እዚ ኣፍሪቃ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ካብ ከተማታት ርሒቑ ዝርከብ ከባቢታት ጋልካድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላን ሓንቲ ከተማ ክልል ኣምሓራን ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላን ሓንቲ ከተማ ክልል ኣምሓራን ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተሓቢሩ። መንግስቲ ክልል ጋምቤላ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ ሰዓት 7 ናይ ምሸት ክሳብ ሰዓት [...]
ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ

ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ሰራዊት መንግስቲ ብዘካይዶ ዘሎ ስርሒታት፣ ዝቖጻጸሮ ዝነበረ ከባቢታት ክርሕርሕ ምጽንሑ ዝተነግረሉ ኣልሸባብ፣ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ምሉእ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ። እቲ [...]
ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝጀመረ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ናይ ምባል ስርሒታት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን’ውን ክቕጽል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ

ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝጀመረ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ናይ ምባል ስርሒታት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን’ውን ክቕጽል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጀርመንን ዓዲ እንግሊዝን ዝጀረመ ፌስቲቫላት ህግደፍ ደው ናይ ምባል ስርሒታት ብርጌድ ንሓመዱ፣ ኣብ ኣመሪካ ካናዳን'ውን ክቕጽል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሲሪል ራማፎሳ፣ ሩስያያዊ መዘንኡ ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር፣ ንኣ [...]
1 144 145 146 147 148 578 1460 / 5772