Author: amanuel

1 142 143 144 145 146 240 1440 / 2393
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ካብ ሓሙስ 18 ክሳብ ሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ቅድድም  ብሽክለታ Tour de l’Avenir ንምውድዳር ናብ ፈረንሳ ኣቕኒዓ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ካብ ሓሙስ 18 ክሳብ ሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ Tour de l’Avenir ንምውድዳር ናብ ፈረንሳ ኣቕኒዓ

Radio Erena: 16 August 2022 ድሕሪ ጽባሕ ሓሙስ 18 ነሓሰ ተኸፊቱ ክሳብ 28 ነሓሰ ዝቕጽል፡ መበል 58 ውድድር Tour de l'Avenir እትወዳደር ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ናብ ፈረንሳ ኣቕኒ [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ናይ ዝተመዛበሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 1 ሚልዮን በጺሑ

ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ናይ ዝተመዛበሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 1 ሚልዮን በጺሑ

Radio Erena: 15 August 2022 ኣብ ሶማል፣ ካብ ጥሪ 2021 ኣትሒዙ፣ ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ናይ ዝተመዛበሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 1 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። መግቢን ማይን ንምምእራ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 August 2022 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ብ13 ነሓሰ ዝተኻየደ ምቅይያር ካ [...]
ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

Radio Erena: 15 August 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባታትን ሶማል፣ መጥቃዕታት ኣብ ምክያድ ኣብ ዝርከቡ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 3 ዓመታት ዓስኪሮም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም

ግብጺ፣ ኣብ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 15 August 2022 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ፣ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም። ኣብቲ ኣቡሲፊን ዝተሰምየ ቤተ ክርስትያን፣ ብሰንበት 1 [...]
ዕለታዊ ዜና

ዕለታዊ ዜና

Radio Erena: 12 August 2022 https://www.youtube.com/watch?v=Tn0GtdJp2ds [...]
‘ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሱዳን ዝተረከበቶም ስለስተ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ብሞት ቀጺዓ’

‘ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሱዳን ዝተረከበቶም ስለስተ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ብሞት ቀጺዓ’

Radio Erena: 12 August 2022 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሱዳን ዝተረከቦም ሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ዕጡቓት ተቕወምቲ ብሞት ከምዝቐጽዐት፣ ሱዳን ትሪቡን ገሊጹ። እቲ ማዕከን ሓበሬታ፣ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ [...]
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ቀቲሎም

ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ቀቲሎም

Radio Erena: 12 August 2022 ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶባ ኢትዮጵያ ሰጊሮም፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ከምዝቐተሉ ንፖሊስ ኮሚሽን ናይቲ ክልል ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

Radio Erena: 12 August 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ከባቢ 'ታ ኣብ ማእከላይ ሶማል እትርከብ ከተማ በለድወይን ተደጋጋሚ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ። ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ብ [...]
1 142 143 144 145 146 240 1440 / 2393