Author: amanuel

1 143 144 145 146 1450 / 1457
“ብኢትዮጵያ ዝርአ  ዘሎ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሉኣላውነት ንዘለዎ ኣረኣእያ ዘንጸባርቕ’ዩ”

“ብኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሉኣላውነት ንዘለዎ ኣረኣእያ ዘንጸባርቕ’ዩ”

Radio Erena: 31 March 2021 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ መግለጺታት ከስምዑን ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሓወሰ ካርታ ክሰቕሉን ምርኣይ፣ ንፖሊሲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉ [...]
‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ

‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ

Radio Erena: 31 March 2021 ካብ ግብጺ፣ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር ምዃኑ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣጠንቂቑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብምኽንያት ሓንቲ ዓባ [...]
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ በብእዋኑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ማጂ፣ ጉራፈርዳ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ራድ [...]
ሽወደን፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ኣድሒኑ

ሽወደን፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ኣድሒኑ

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ሽወደን፣ ደቡባዊ ስቶኮልም፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ከምዘድሓና ተገሊጹ። ኣፍቶንብላደት ዝተባህለ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣስመራ ኣብ እትርከቦ ሓያሎ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮረና ቫይ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ስምምዕ ተኸቲሙ

ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ስምምዕ ተኸቲሙ

Radio Erena: 30 March 2021 ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ኣብ ዝብል ነጥቢ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃንን ኣቦ መንበር ህዝባዊ ምንቕስቓስ ንሓርነት ሰሜን ሱዳን፣ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ ጸዊዑ

ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ ጸዊዑ

Radio Erena: 30 March 2021 ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ፣ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ፣ ሓላፊ ናይቲ ጉጅለ፣ ኣሕመድ ድርየ ጸዊዑ። እቲ ብኣሕመድ ዑመር ኣቡ ዑበይዳ ዝፍለጥ መራሒ፣ ብ27 መጋቢት ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ርዋንዳ ናይ ዝተፈጸመ ጃምላቂ ህልቂት፣ ንምግትኡ ስጉምቲ ብዘይምውሳዳ ሓላፍነት ተሰኪማ

ፈረንሳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ርዋንዳ ናይ ዝተፈጸመ ጃምላቂ ህልቂት፣ ንምግትኡ ስጉምቲ ብዘይምውሳዳ ሓላፍነት ተሰኪማ

Radio Erena: 30 March 2021 ፈረንሳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ርዋንዳ ንዝይ ተፈጸመ ጃምላዊ ህልቂት፣ ንምግትኡ ዝኾነ ስጉምቲ ብዘይምውሳዳ ሓላፍነት ተሰኪማ። እዛ ኤውሮጳዎት ሃገር ነዚ ሓለፍነት ከምእትስከም ዘፍለጠት [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም

Radio Erena: 29 March 2021 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ እናፈተሹ፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። እቲ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ዝተኻየደ [...]
1 143 144 145 146 1450 / 1457