Author: amanuel

1 146 147 148 149 150 241 1480 / 2404
ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 July 2022 መንግስታዊ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ USAID ናብ ትግራይ ክኣቱ ዝሸመቶ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡት ናብ ኢትዮጵያ ክግዕዝ ከምዝጀመረ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ትካል [...]
ኣርባዕተ ኣትለታትን ሓደ ኣሰልጣንን ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ምስዋሮም ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ

ኣርባዕተ ኣትለታትን ሓደ ኣሰልጣንን ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ምስዋሮም ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ

Radio Erena: 28 July 2022 ኣብ ኣመሪካ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሪገን፣ ካብ 15 ክሳብ 24 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ውድድር ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዝተሳተፉ ኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ እቶም ሓሙሽተ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ንሻሙናይ ወርሑ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ተወሰኽቲ ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ንሻሙናይ ወርሑ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ተወሰኽቲ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 July 2022   ኣብ ሱዳን፣ ካርቱምን ካልእ ከተማታትን፣ ኣንጻር'ቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገ [...]
ብሃገራት ምዕራብ እገዳታት ዝንበረላ ዘሎ ሩስያ፣ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ምሕዝነታ ንምድልዳል ትጽዕር

ብሃገራት ምዕራብ እገዳታት ዝንበረላ ዘሎ ሩስያ፣ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ምሕዝነታ ንምድልዳል ትጽዕር

Radio Erena: 28 July 2022 ብሰንኪ'ቲ ምስ ዩክሬይን እተካይዶ ዘላ ኵናት፣ ብሃገራት ምዕራብ እገዳታት ተነቢሩላ ዘሎ ሩስያ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝምድናኣ ንምድልዳል ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ተሐይል ከምዘላ ተገሊጹ። [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃ ሰላም፣ ካብ 163 ሃገራት ኣብ መበል 132 ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃ ሰላም፣ ካብ 163 ሃገራት ኣብ መበል 132 ተሰሪዓ

Radio Erena: 27 July 2022 ኢንስቲትዩት ንቁጠባን ሰላምን ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል፣ ዓመታዊ ኣብ ዘዳልዎ ደረጃታት ሰላም ሃገራት ዓለም (Global Peace Index)፣ ካብ 49 ሃገራት ኣፍሪቃ ንኤርትራ ኣብ መበ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሓዉ ዝተቐንጸሎ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

ደቡብ ሱዳን፣ ሓዉ ዝተቐንጸሎ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

Radio Erena: 27 July 2022 መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ኮሚሽነር ምምሕዳር ማዮምን ሓዉ ንኣማኻሪ ፕረዚደንትን፣ ጄምስ ጋትሉክ ማኒን፣ ምስ ዓጀብቱ ቀቲሎም። እቶም ዕጡቓት፣ ብ22 ሓምለ፣ ኣብ ዞባ [...]
ኣል ሸባብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜ ኣጥቂዑ

ኣል ሸባብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 27 July 2022 ኣልሸባብ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውባ ቁሸታት ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜኡ መጥቃዕቲ ምክያዱ ተገሊጹ። መንግስቲ ክልል ሶማል ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበናት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ፈላሚ ዑደታ ናብታ ሃገር ጀሚራ

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበናት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ፈላሚ ዑደታ ናብታ ሃገር ጀሚራ

Radio Erena: 26 July 2022 ክኢላታት ናይታ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተወልዐ ዅናት፣ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እተጽንዕ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ፈላሚ ዑደታ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እቶም [...]
Special US Horn of Africa Envoy Arrives in Addis Ababa

Special US Horn of Africa Envoy Arrives in Addis Ababa

Radio Erena, 25 July 2022 U.S Special Envoy to the Horn of Africa Mike Hammer arrived in Addis Ababa in a visit which took him to Egypt and U.E [...]
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 25 July 2022 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ካብ ካብ ክልተ ሰሙን ክሳብ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተታሒዞም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ [...]
1 146 147 148 149 150 241 1480 / 2404