1 681 682 683 684 685 993 6830 / 9921
የመን፣ ሑቲ ኣብ ዝቖጻጸሮ ቦታ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣቃልቦ ማሕበረ ሰብ ዓለም ይሓቱ

የመን፣ ሑቲ ኣብ ዝቖጻጸሮ ቦታ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣቃልቦ ማሕበረ ሰብ ዓለም ይሓቱ

Radio Erena: 12 June 2017 ኣብ የመን፣ ሑቲ ኣብ ዝቆጻጸራ ሓዲጋ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ማሕበረ ሰብ ዓለም ቆላሕታ ክገብረሎም ምስ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ጸዊዖም። እ [...]
ሰለስተ ኣባላት ናይታ ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ዝሓተተ ክፋል ሃ/ ጋንታ ኤርትራ፡ ምስ ሓንቲ ካብ ክለባት ‘ታ ሃገር ንምጽንባር ልምምድ ጀሚሮም

ሰለስተ ኣባላት ናይታ ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ዝሓተተ ክፋል ሃ/ ጋንታ ኤርትራ፡ ምስ ሓንቲ ካብ ክለባት ‘ታ ሃገር ንምጽንባር ልምምድ ጀሚሮም

Radio Erena: 11 June 2017 ሰለስተ ኣባላት ናይ'ታ ኣብ 2015 ካብ ቦትስዋና ናብ ኣስመራ ምምላስ ዝኣበየት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ ዓመት ናብ ውድድር ፕሪምየርሺፕ ቦትስዋና ዝሓለፈት ታፊክ ምስ ዝተባህለት፡ክለብ ንምጽ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ብዛዕባ ሃገሩ ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ብዛዕባ ሃገሩ ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 June 2017 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲት፣ ብዛዕባ ሃገሩ ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ኣብቲ ሰኑይ 12 ሰነ ዝካየድ ኣኼባ ከምዘይሳ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ብዘካይድዎ ዘለዉ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት ይከላበቱ ኣለዉ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ብዘካይድዎ ዘለዉ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት ይከላበቱ ኣለዉ

Radio Erena: 09 June 2017 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ጽዑቕ ግፋ ኣብ ዘካይድሉ ዘለዉ እዋን ኣሽሓት ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱም ካልእ ከተማታትን ይከላበቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቶም ሓይልታት ጸ [...]
ኤርትራ፣ ንሳልሳይ ኮሚተ መበል 72 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት  ብደረጃ ምክትል ኣቦ መንበርነት ክትመርሖ’ያ

ኤርትራ፣ ንሳልሳይ ኮሚተ መበል 72 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ብደረጃ ምክትል ኣቦ መንበርነት ክትመርሖ’ያ

Radio Erena: 09 June 2017 ኣካያዲ ስራሕ ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣቶ ነቢል ስዒድ፣ ምክትል ኣቦ መንበር ሳልሳይ ኮሚተ መበል 72 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ተመሪጹ። መንእሰይ ዲፕሎማሰኛ [...]
ጅቡቲ፣ ምስ ቀጠር ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ቀኒሳ

ጅቡቲ፣ ምስ ቀጠር ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ቀኒሳ

Radio Erena: 09 June 2017 መንግስቲ ጅቡቲ፣ ኣብ ቀጠር ዝነበሩ ኣባላት ኤምባሲኡ ከጉድል ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።እቲ መንግስቲ ብ7 ሰነ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ኣብ ቀጠር ዝነበሩ ናይ ዲፕሎማሲ ወኪላቱ ከጉድል ዝወሰነሉ ምኽ [...]
እስራኤል ን200 ተወላዶ ዳርፉር ዑቕባ ክትህብ’ያ

እስራኤል ን200 ተወላዶ ዳርፉር ዑቕባ ክትህብ’ያ

Radio Erena: 09 June 2017 እስራኤል፣ ኣስታት 200 ንዝኾኑ ተወላዶ ዳርፉር ዑቕባ ክትህብ ምዃና ማዕከን ዜና ሃረጽ ኣፍሊጡ። እቲ ማዕከን ዜና ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ንሓተቲ ዑቕባ ብእኩብ ፖለቲካዊ ዑቕባ ክት [...]
መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 08 June 2017 ሰሉስ 6 ሰነ ፈሊሙ ክሳብ 23 ሰነ ዝካየድ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክዝቲ ምዃኑ ካብ ጄኔቫ ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ኣፍ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 08 June 2017 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ እስራኤል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሰሉስ 6 ሰነ ናብ እስራኤል ኣብ ዝኣተወሉ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ [...]
ነዳዲ እተመላልስ መርከብ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣርፒጂ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

ነዳዲ እተመላልስ መርከብ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣርፒጂ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

Radio Erena: 08 June 2017 ነዳዲ እተመላልስ መርከብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጻብቦ ባብ ኤል መንደብ ናይ ኣርፒጂ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደላ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር-ፔንታጎን ኣፍሊጡ። እታ M [...]
1 681 682 683 684 685 993 6830 / 9921