1 633 634 635 636 637 994 6350 / 9932
ፈረንሳ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሓተቲ ዑቕባን ናይ ቁጠባ ስደተኛታትን ንምስጓግ ትውጥን

ፈረንሳ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሓተቲ ዑቕባን ናይ ቁጠባ ስደተኛታትን ንምስጓግ ትውጥን

Radio Erena: 21 December 2017 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሓተቲ ዑቕባን ናይ ቁጠባ ስደተኛታትን ንምስጓግ ዘድሊ መስርሕ የሳልጥ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ዠራርድ ኮሎምብ ና [...]

الائتلاف الحاكم في اثيوبيا يقول بأن الوحدة الوطنية في خطر

إذاعة إرينا: الأخبار 20 ديسمبر 2017 قال الأمين العام لجبهة الائتلاف الحاكم  بأن الاضطرابات العرقية التي اندلعت بين مختلف القوميات في اثيوبيا تهدد الأم [...]
ካናዳ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዕደና ዘካይዳ ንዘለዋ ኩባንያታታ ዝምርምር ናጻ ኣካል  ከተቕውም’ያ

ካናዳ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዕደና ዘካይዳ ንዘለዋ ኩባንያታታ ዝምርምር ናጻ ኣካል ከተቕውም’ያ

Radio Erena: 20 December 2017 መንግስቲ ካናዳ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዕደና ዘካይዳ ንዘለዋ ኩባንያታት እታ ሃገር ዝቆጻጸርን ዝምርምርን ናጻ ኣካል ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ። እቲ ካብ መጀመርያ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ስራሕ ዝነ [...]
ብናይ ብሄር ምትፍናን እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምእትርከብ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ይእመኑ

ብናይ ብሄር ምትፍናን እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምእትርከብ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ይእመኑ

Radio Erena: 20 December 2017 ብናይ ብሄር ምፍልላይ ኣብ ምትፍናን እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምዘላ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ይገልጹ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ [...]
ሱዳንን ሕቡራት ኢማራትን ዘካየደኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

ሱዳንን ሕቡራት ኢማራትን ዘካየደኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

Radio Erena: 20 December 2017 ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘካየድኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዝተዛዘመ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዝሃብኦ መግለጺ ኣፍሊጠን። እቲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝቐጸለ ናይ ሓይልታት ምድርን ባሕሪ [...]
ኤርትራ፣ ወነንቲ ንግዳዊ ትካላት ብዝተወሰነሎም ግምታዊ ግብሪ የማርሩ

ኤርትራ፣ ወነንቲ ንግዳዊ ትካላት ብዝተወሰነሎም ግምታዊ ግብሪ የማርሩ

Radio Erena: 19 December 2017 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ናይ ብሕቲ ንግዳዊ ትካላት ዝወሰኖ ግምታዊ ግብሪ፣ ወነንቲ የማርሩ ከምዘለው ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ናይ ብሕቲ ትካላት ንግዲ ጀሚርዎ ዘሎ ጽ [...]
ኤርትራ፣ 25 ስደተኛታት ሶማልን ኢትዮጵያን ናብ ኣመሪካ ተጣይሶም

ኤርትራ፣ 25 ስደተኛታት ሶማልን ኢትዮጵያን ናብ ኣመሪካ ተጣይሶም

Radio Erena: 19 December 2017 ኣብ ኤርትራ ተዓቝቦም ዝጸንሑ 25 ስደተኛታት ሶማልን ኢትዮጵያን ናብ ኣመሪካ ከምዝተጣየሱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ብሮቡዕ 13 ታሕሳስ፣ ብመንገዲ ኣየር ግብጺ ካብ መዓርፎ ነፈ [...]
ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ስልጣን ንምስግጋር ዝፈጸሞ ስርሒት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ስልጣን ንምስግጋር ዝፈጸሞ ስርሒት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 December 2017 ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ፕረዚደንት ነበረ ሮበርት ሙጋበ ንምእላይ ኣብ ፖለቲካ እታ ሃገር ዝፈጸሞ ምትእትታው ከምዝዛዘመ ትማሊ ሰኑይ 18 ታሕሳስ፣ ብመንገዲ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ [...]
ናብ ኤርትራ ክመላለስ ዝጸንሐ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብሽበራ ይጥርጠር

ናብ ኤርትራ ክመላለስ ዝጸንሐ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብሽበራ ይጥርጠር

Radio Erena: 18 December 2017 ናብ ኤርትራ ክመላለስ ዝጸንሐ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብሽበራ ተጠርጢሩ፣ ተኸሲሱ ከምዘሎ ማዕከን ዜና መይል ኦንላይን ሓቢሩ። እቲ 51 ዓመት ዝዕድሚኡ ታደሰ ከርሰሞ ዝስሙ ኢትዮጵያዊ፣ ካብ [...]
ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 74 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ናብ ኒጀር ግዒዞም

ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 74 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ናብ ኒጀር ግዒዞም

Radio Erena: 18 December 2017 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 74 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ብ14 ታሕሳስ ናብ ኒጀር ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ፣ እቶም ብ ሓገዝ UNHCR፣ ካ [...]
1 633 634 635 636 637 994 6350 / 9932