1 632 633 634 635 636 994 6340 / 9932
ባይቶ ነዘርላንድስ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዕጾ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ባይቶ ነዘርላንድስ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዕጾ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 24 December 2017 ኣብ ነዘርላንድስ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዕጾ፣ ታሕተዋይ ባይቶ’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ። ባይቶ ነዘርላንድስ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፣ ብረቡዕ 20 ታሕሳስ ድሕሪ ዘካየዶ ዋዕላ’ዩ። ኣብቲ ዕ [...]
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 162 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 162 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

Radio Erena: 24 December 2017 ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 162 ስደተኛታት ብቐጥታ ብነፋሪት ናብ ኢጣልያ ከምዝገዓዙ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እዚ ንመጀመርያ ግዜ ዝተኻየደ ስደተኛታት ብ [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳንን ተቓወምቱን ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ፈሪሞም

መንግስቲ ደቡብ ሱዳንን ተቓወምቱን ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ፈሪሞም

Radio Erena: 24 December 2017 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ሓይልታት ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ምፍራሙ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን እውን ተ [...]

نائب رئيس الجمهورية السوداني يزور اسمرا ووسائل الاعلام الارترية تتجاهل الزيارة

اذاعة إرينا: الاخبار 22 ديسمبر 2017 قام اللواء ركن بكري حسن صالح النائب الأول لرئيس الجمهورية السوداني بزيارة إلى اسمرا في صباح يوم الاربعاء الماضي ال [...]
መርሃዊ ቅዱስ፣ ሳልሳይ ዝበለጸ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ 2017 ኮይኑ

መርሃዊ ቅዱስ፣ ሳልሳይ ዝበለጸ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ 2017 ኮይኑ

Radio Erena: 22 December 2017 ኣባል ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ዳይመንሽን ዳታ፣ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፣ ሳልሳይ ዝበለጸ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ 2017ኮይኑ። ኣብቲ ብሮቡዕ 20 ታሕሳስ ዝተዋህበ ውሳኔ ደያኑ፣ [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ ኣብ ሱዳን ይበጽሕ

ፕረዚደንት ርዋንዳ ኣብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 22 December 2017 ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ንምፍጻም ብሮቡዕ [...]
ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጅቡቲ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጅቡቲ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 22 December 2017 ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ጅቡቲ ገማግም ባሕሪ ዓርታ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ካብ 12 ክሳብ 21 ታሕሳስ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ [...]

ارتريا ومصر تتقدمان دول افريقيا في اعتقال الصحفيين

اذاعة إرينا: الاخبار 21 ديسمبر 2017 أكدت كل من منظمة مراسلون بلا حدود ولجنة حماية الصحفيين في تقريرهما السنوي لعام 2017 حول  أوضاع الصحافة في العالم ب [...]
ብደረጃ ዓለም 326 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለው ተሓቢሩ

ብደረጃ ዓለም 326 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለው ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 December 2017 ኣብዛ ትዛዘም ዘላ ዓመተ 2017፣ ብደረጃ ዓለም 326 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለዉ፣ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ (RSF) ሓቢሩ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]
ትካላት ሱዳን፣ ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ ፍርያተን ደው የብላ

ትካላት ሱዳን፣ ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ ፍርያተን ደው የብላ

Radio Erena: 21 December 2017 ፋብሪካ መፍረ መድሃኒት ዝርከቦም ሓያሎ ትካላት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ወጻኢ ባጤራ ቅልውላው፣ ፍርያተን ደው የብላ ከምዘለዋ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮ [...]
1 632 633 634 635 636 994 6340 / 9932