1 634 635 636 637 638 996 6360 / 9960
ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታዊ ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኣብያተ ትምህርትን ሕክምናን መንግስቲ ንምህጋረን ጸቕጥታት ይቕጽል

ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታዊ ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኣብያተ ትምህርትን ሕክምናን መንግስቲ ንምህጋረን ጸቕጥታት ይቕጽል

Radio Erena: 27 December 2017 ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታውያን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኣብያተ ትምህርትን ሕክምናን ንምህጋረን መንግስቲ ጸቕጥታት ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ድሕሪ'ቲ ተማሃሮን ወለድን ዲያእ [...]
ብጉዳይ ናቕፋን ናይ ወጻኢ ባጤራን ዝተዓሸጋ ትካላት ልዕሊ ሓደ ሽሕ በጺሐን

ብጉዳይ ናቕፋን ናይ ወጻኢ ባጤራን ዝተዓሸጋ ትካላት ልዕሊ ሓደ ሽሕ በጺሐን

Radio Erena: 27 December 2017 ብጉዳይ ናቕፋን ናይ ወጻኢ ባጤራን ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ መላእ ኤርትራ በብእዋኑ ዝተዓሸጋ ናይ ብሕቲ ትካላት ልዕሊ ሓደ ሽሕ በጺሐን። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ብዝሃብዎ ሓበሬታ መሰረት፣ ኣብ ፈለማ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ን361 እሱራት ምሕረት ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን361 እሱራት ምሕረት ጌሩ

Radio Erena: 27 December 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይዲ ንዝጸንሑ 361 እሱራት ብ25 ታሕሳስ ምሕረት ከምዝገበረሎም ሺንሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቶም ምሕረት ተጌርሎም ዘሎ እሱራት፣ ዓሚ ኣብ ዶቡባዊ ዞባ እታ [...]
ተዛማዲ ፍታሕ ረኺቡ ዝጸንሐ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ከተማ ኣስመራ ናብ ዝነበሮ ተመሊሱ

ተዛማዲ ፍታሕ ረኺቡ ዝጸንሐ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ከተማ ኣስመራ ናብ ዝነበሮ ተመሊሱ

Radio Erena: 26 December 2017 ካብ መወዳእታ ወርሒ ሕዳር ኣትሒዙ ተዛማዲ ፍታሕ ረኺቡ ዝጸንሐ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክን ማይን ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ናብ ዝነበሮ ተመሊሱ። ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ከተማ ኣብ ዝሃብዎ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ’ዩ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 26 December 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሾክሪ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ክፍጽም ምዃኑ ተሓቢሩ። ግብጺ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ትልእኽ ዘላ፣ ጉዳይ ስምምዕ ናይል [...]
ስዑዲ ዓረብን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ንምትሕግጋዝ ዘኽእል ውዕል ከቲመን

ስዑዲ ዓረብን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ንምትሕግጋዝ ዘኽእል ውዕል ከቲመን

Radio Erena: 26 December 2017 ስዑዲ ዓረብን ጅቡትን መጓዓዝያ፣ ጥዕና፣ ሕርሻ፣ ጸዓት፣ ቴክኖሊጂን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ጽላታት ንምትሕግጋዝ ዘኽእል ውዕል ከምዝኸተማ ማዕከን ዜና ዓረብ ኒውስ ኣፍሊጡ። እዘን ሃገራት ነዚ ዝ [...]
ብምክትል ፕረዚደንት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ

ብምክትል ፕረዚደንት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 25 December 2017 ኤርትራን ሱዳንን ብጉዳይ ዘይሕጋዊ ንግዲ ኮንትሮባንዳን ምስግጋር ባጤራን ብዝምልከት ኣብ ዝሰሓሓባሉ ዘለዋ እዋን፣ ምክትል ፕረዚደንት ባክሪ ሓሰን ሳልሕ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳ [...]
ፕረዚደንት ቱርኪ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ፕረዚደንት ቱርኪ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 25 December 2017 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዶዋን ብሰንበት 24 ታሕሳስ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዳ። ጣይብ እርዶዋን፣ ካብ 2003 ክሳብ 2014 ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ዝነበረሉ ይኹን፣ ካ [...]
ባይቶ ነዘርላንድስ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዕጾ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ባይቶ ነዘርላንድስ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዕጾ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 24 December 2017 ኣብ ነዘርላንድስ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዕጾ፣ ታሕተዋይ ባይቶ’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ። ባይቶ ነዘርላንድስ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፣ ብረቡዕ 20 ታሕሳስ ድሕሪ ዘካየዶ ዋዕላ’ዩ። ኣብቲ ዕ [...]
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 162 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 162 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

Radio Erena: 24 December 2017 ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 162 ስደተኛታት ብቐጥታ ብነፋሪት ናብ ኢጣልያ ከምዝገዓዙ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እዚ ንመጀመርያ ግዜ ዝተኻየደ ስደተኛታት ብ [...]
1 634 635 636 637 638 996 6360 / 9960