1 631 632 633 634 635 991 6330 / 9905
ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ስልጣን ንምስግጋር ዝፈጸሞ ስርሒት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ስልጣን ንምስግጋር ዝፈጸሞ ስርሒት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 December 2017 ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ፕረዚደንት ነበረ ሮበርት ሙጋበ ንምእላይ ኣብ ፖለቲካ እታ ሃገር ዝፈጸሞ ምትእትታው ከምዝዛዘመ ትማሊ ሰኑይ 18 ታሕሳስ፣ ብመንገዲ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ [...]
ናብ ኤርትራ ክመላለስ ዝጸንሐ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብሽበራ ይጥርጠር

ናብ ኤርትራ ክመላለስ ዝጸንሐ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብሽበራ ይጥርጠር

Radio Erena: 18 December 2017 ናብ ኤርትራ ክመላለስ ዝጸንሐ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብሽበራ ተጠርጢሩ፣ ተኸሲሱ ከምዘሎ ማዕከን ዜና መይል ኦንላይን ሓቢሩ። እቲ 51 ዓመት ዝዕድሚኡ ታደሰ ከርሰሞ ዝስሙ ኢትዮጵያዊ፣ ካብ [...]
ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 74 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ናብ ኒጀር ግዒዞም

ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 74 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ናብ ኒጀር ግዒዞም

Radio Erena: 18 December 2017 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 74 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ብ14 ታሕሳስ ናብ ኒጀር ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ፣ እቶም ብ ሓገዝ UNHCR፣ ካ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ  ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዝነብሩ ውልቀሰባት ጽኑዕ ናይ ሳይበር ምክትታል ይገብር

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዝነብሩ ውልቀሰባት ጽኑዕ ናይ ሳይበር ምክትታል ይገብር

Radio Erena: 17 December 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ  ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዝነብሩ ውልቀሰባት ጽኑዕ ናይ ሳይበር ምክትታል ከምዝገብር ተገሊጹ። ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ‘ሲቲዘን ላብ’ ኣብ ዘቕረቦ መጽናዕታዊ ጽሑ [...]
‘’ምምላስ ዝምድና ኣመሪካን ሱዳንን፣ ምስ ስልጣን ፕ.ኣልበሽር ኣይተሓሓዝን’ዩ’’ ሚኒስተር ጋንዱር

‘’ምምላስ ዝምድና ኣመሪካን ሱዳንን፣ ምስ ስልጣን ፕ.ኣልበሽር ኣይተሓሓዝን’ዩ’’ ሚኒስተር ጋንዱር

Radio Erena: 17 December 2017 ዝምድና ኣመሪካን ሱዳንን ናብ ንቡር ክምለስ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ ስልጣን ክእለ ኣለዎ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ፣ ሓቅነት የብሉን ክብል መንግስቲ ሱዳን ነጺጉዎ። ኣቐድም ኣቢሉ ካብ ምምሕዳ [...]
”ኣልሑቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ካብ ኢራን ዝተለገሰሉ’ዩ” ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

”ኣልሑቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ካብ ኢራን ዝተለገሰሉ’ዩ” ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

Radio Erena: 17 December 2017 ናይ የመን ኣልሑቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ካብ ኢራን ዝተለገሰሉ’ዩ ክትብል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ወቒሳ። ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሓሙስ 14 [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ሰሊዑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ሰሊዑ

Radio Erena: 15 December 2017 ሕብረት ኤውሮጳ ንሽዱሽተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ለጊሱ። ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ብራስለስ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብ12 ታሕሳስ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እዚ ዝተ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ቀዋሚ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ትሃንጽ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ቀዋሚ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ትሃንጽ

Radio Erena: 15 December 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ቀዋሚ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ፕርዚደንታዊ ምርጫ ዝተዓወተ ሓድሽ መራሒ እታ ርእ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝምወሉ ናይ ልምዓት መደባት ዝውዕል 2 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝምወሉ ናይ ልምዓት መደባት ዝውዕል 2 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 14 December 2017 መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ነቲ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ልምዓት መደባት ዝውዕል 2 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝለገሰ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት ካብ ኣስመራ ኣፍ [...]

الاتحاد الاوروبي يدعم دول القرن الافريقي ب 174 مليون يورو

اذاعة إرينا: الأخبار 14 ديسمبر 2017 أعلنت المفوضية الاوروبية في الثاني عشر من الشهر الجاري في بروكسل بأن لجنة العمليات في صندوق دعم افريقيا في الاتحاد [...]
1 631 632 633 634 635 991 6330 / 9905