1 614 615 616 617 618 994 6160 / 9932
ንምዕጻው ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል እስላምያ ዝተቓወሙን መሰል ኣመንቲ ምስልምና ክሕሎ ዝሓተቱን፣ ሓጂ ሙሳ ዓሪፎም

ንምዕጻው ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል እስላምያ ዝተቓወሙን መሰል ኣመንቲ ምስልምና ክሕሎ ዝሓተቱን፣ ሓጂ ሙሳ ዓሪፎም

Radio Erena: 04 March 2018 ንምዕጻው ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላምያ ብግሁድ ዝተቓወሙን መሰል ኣመንቲ ምስልምና ኣብታ ቤት ትምህርቲ ክሕሎ ዝጸውዑን ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ኣብ መበል 93 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም። እዞም ን [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ ንኣዋጅ ህጹጽ እዋን ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑ

ፓርላማ ኢትዮጵያ ንኣዋጅ ህጹጽ እዋን ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 04 March 2018 ፓርላማ ኢትዮጵያ ነቲ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ክጸንሕ ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑዎ። እቲ ፓርላማ ብዓርቢ 2 መጋቢት ኣብ ዝተጋባኣሉ፣ ካብ 539 ንጡፋት ኣባላቱ፣ 395 ደገ [...]
ሱዳን ካብ ግብጺ ስሒባቶ ዝጸንሐት ኣምባሳደራ ዳግማይ ናብ ቦትኡ ክትመልሶ’ያ

ሱዳን ካብ ግብጺ ስሒባቶ ዝጸንሐት ኣምባሳደራ ዳግማይ ናብ ቦትኡ ክትመልሶ’ያ

Radio Erena: 04 March 2018     ሱዳን ካብ ግብጺ ስሒባቶ ዝጸንሐት ኣምባሳደራ ዳግማይ ናብ ቦትኡ ክትመልሶ ሙዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዱር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ካብ ሰኑይ ዕለት 5 መጋቢት ጀሚ [...]
ኢትዮጵያ፣ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ ገዚኣቶ

ኢትዮጵያ፣ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ ገዚኣቶ

Radio Erena: 02 March 2018 ኢትዮጵያ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ፣ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝገዝኣቶ ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ። ኢትዮጵያ ነቲ፣ ኣብ ትሕቲ DP World ዝተባህለ ናይ ዱባይ ኣገልግሎታት ወ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣኼባ ኣካይዶም

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣኼባ ኣካይዶም

Radio Erena: 02 March 2018 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብ28 ለካቲት ኣብ ካምፓላ፣ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ኣኼባ ከምዘካየዱ ማዕከን ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢራ። እቶ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደኛታት ናብ ኢጣልያ ተጣይሶም

ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደኛታት ናብ ኢጣልያ ተጣይሶም

Radio Erena: 01 March 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ከምዝተጣየሱ ሺንሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቶም ብሰኑይ 26 ለካቲት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፋነዉ ኤርትራውያን፣ ኣካል ና [...]
ስዑዲ ዓረብ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካዪዳ

ስዑዲ ዓረብ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካዪዳ

Radio Erena: 01 March 2018 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ምቅይያር ናይ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝርከቦም ኣብ ሚኒስትሪታት ምክልኻልን ውሽጣዊ ጉዳያትን ዝርከቡ ላዕ [...]
ፕረዚደንት በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን ባሕሪን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

ፕረዚደንት በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን ባሕሪን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

Radio Erena: 28 February 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሊዩተናንት ጀነራል ኢማድ ኣል ዲን ሙስጣፋ ዓዳዊ ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንመዝነት ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]
ዋንጫ ዓለም፣ ናብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ

ዋንጫ ዓለም፣ ናብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ

Radio Erena: 28 February 2018 ዋንጫ ዓለም 2018 ኣብ ሩስያ ንምእንጋድ ኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ እታ ካብ ወርቂ ዝተሰርሐት ጽዋእ ኣብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ። በዚ መሰረ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ

Radio Erena: 28 February 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ ምህላወን ምንጭታት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እቲ ብሰኑይ 26 ለካቲት ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኸፍተ ዘተ፣ ክልቲኤን ሃገራት ብፖለ [...]
1 614 615 616 617 618 994 6160 / 9932