1 612 613 614 615 616 996 6140 / 9960
ቲፋኒ ቲፋኒ ዶ ጨኒኹም?

ቲፋኒ ቲፋኒ ዶ ጨኒኹም?

Radio Erena:23 March 2018        ሞናኮ፣ ሓውሲ ሃገር ዝኾነት ከተማ'ያ። ሃገር ኣይበቕዐትን ግና ከኣ ሃገር'ያ። ናይ ገዛእ ርእሳ ንጉስ ኣለዋ። ናይ ጸጥታ ምምሕዳራ ኣብ ፈረንሳ'ዩ ዝምርኮስ። ኮታ ግብሪ ምእካብ እንተዘ [...]
ፕረዚደንት የመን ናብ ሃገሩ ክምለስ ጻውዒት ቀሪቡ

ፕረዚደንት የመን ናብ ሃገሩ ክምለስ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 23 March 2018 ካብ 2015 ኣትሒዙ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ሪያድ ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ናብ ሃገሩ ክምለስ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣልጀዚራ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ ሚኒ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምርጫ ግብጺ 40 ተዓዘብቲ ከዋፍር’ዩ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምርጫ ግብጺ 40 ተዓዘብቲ ከዋፍር’ዩ

Radio Erena: 23 March 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ግብጺ ካብ 26 ክሳብ 28 መጋቢት ንዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ 40 ተዓዘብቲ ከዋፍር ምዃኑ ተገሊጹ። ኣገልግሎት ዜና ግብጺ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት [...]
ኤርትራ፣ 44 ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዝኸተማሉ ፕሮቶኮል ናጻ ንግዲ ስሒባ

ኤርትራ፣ 44 ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዝኸተማሉ ፕሮቶኮል ናጻ ንግዲ ስሒባ

Radio Erena: 23 March 2018 ኤርትራ እትርከበን ሒደት ሃገራት፣ ኣብ ርዋንዳ ንዝተኸተመ ስምምዕ ናጻ ንግዲ ከምዘይተጸንበራ ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ኪጋሊ ሓቢረን። ድሕሪ'ቲ ካብ 17 ክሳብ 21 መጋቢት ኣብ ኣብ ከተማ ኪጋሊ [...]
ኣምባሳደራት ኤርትራን ጀርመንን ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም

ኣምባሳደራት ኤርትራን ጀርመንን ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም

Radio Erena: 22 March 2018 ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኤርትራ ኣንድርያስ ዚመርማንን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣቶ ነጋሲ ተኽለን፣ ኣብ ጀርመን ቤት ምኽሪ ከተማ ድረስደን ብምርኻብ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ከ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ልቓሕን ሓገዝን ዝውዕል ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ኣጽዲቑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ልቓሕን ሓገዝን ዝውዕል ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ኣጽዲቑ

Radio Erena: 22 March 2018 ባንክ ዓለም፣ 600 ሚልዮን ዶላር ብልቃሕን ብሓገዝን ንኢትዮጵያ ክህብ ምዃኑ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ወኪል ባንክ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳ [...]
መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ናጻ ንግዲ ንምዝታይ ኣብ ርዋንዳ ተጋቢኦም

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ናጻ ንግዲ ንምዝታይ ኣብ ርዋንዳ ተጋቢኦም

Radio Erena: 22 March 2018 መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ምምስራት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብዝምልከት ዋዕላ ኣካይዶም። ኣብቲ ኣብ ኪጋሊ፣ ርእሰ ከተማ ርዋንዳ ካብ17 ክሳብ 21 መጋቢት ዝተኻየደ መበል 10ይ ተወሳኺ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ መጥቃዕቲ ዝሃደሙ ኣስታት 10 ሽሕ ዜጋታታ ኣብ ኬንያ ዑቕባ ሓቲቶም

ኢትዮጵያ፣ ካብ መጥቃዕቲ ዝሃደሙ ኣስታት 10 ሽሕ ዜጋታታ ኣብ ኬንያ ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 21 March 2018 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ቅንይት ኣብ ከባቢ ሞያለ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ድሕሪ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ዶብ ኬንያ ብምስጋር ዑቕባ ከምዝሓተቱ ወኪል ላዕለዋይ ሎሚሽን ስደ [...]
ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ ምስፍሕፋሕ ተካይድ

ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ ምስፍሕፋሕ ተካይድ

Radio Erena: 21 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ምዃና ፕረዚደንት እታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ብሒ ዓብዲ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ብዘ [...]
ኡጋንዳ፣ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ ናይ ዝተባህለ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ዜጋ ምጽራይ ይካየድ

ኡጋንዳ፣ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ ናይ ዝተባህለ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ዜጋ ምጽራይ ይካየድ

Radio Erena: 20 March 2018 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ምዕራባዊ ኡጋንዳ፣ ምባራራ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፣ ኣብ ሓደ መዕረፍ ኣጋይሽ ርእሰ ቅትለት ከምዝፈጸመ ናይ ዝተገልጸ፣ ሙሴ ወልደሃይማኖት ዝተባህለ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ዜጋ ጉዳይ [...]
1 612 613 614 615 616 996 6140 / 9960