1 613 614 615 616 617 996 6150 / 9960
ፕረዚደንት ሱዳን ናብ ግብጺ ምብጻሕ የካይድ

ፕረዚደንት ሱዳን ናብ ግብጺ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 20 March 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ግብጺ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ትማሊ ሰኑይ 19 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ካይሮ ዑደቱ ምስ ፕረዚደንት ግብ [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ መራሒ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ተረቁሑ

ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ መራሒ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ተረቁሑ

Radio Erena: 20 March 2018 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ መራሒ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ከምዝተረቁሐ ባይቶ ኤውሮጳ ካብ ቤልጁም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ባይቶ ኤውሮጳ ንቱሪዚምን ንግድን [...]
ኤርትራ፣ ኩፖን መመዝመዚ ንኹሉ ጉዳያት ኮይኑ ምህላዉ ህዝቢ የማርር

ኤርትራ፣ ኩፖን መመዝመዚ ንኹሉ ጉዳያት ኮይኑ ምህላዉ ህዝቢ የማርር

Radio Erena: 19 March 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ኩፖን ንመመዝመዚ ብዙሕ ጉዳያት ብምዃኑ ህዝቢ የማርር ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። መሰረታዊ ናይ መግብታትን ሃለኽቲ ነገራትን ብህግደፍ ካብ ዝውነና ዱኳናት ሕድሪ፣ ወርሕ [...]
ካሪታስ፣ ኣብ ኤርትራ ብደርቂ ንዝተጠቅዑ ቆልዑን ኣዴታትን ዝውዕል ልዕሊ 200 ሽሕ ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ

ካሪታስ፣ ኣብ ኤርትራ ብደርቂ ንዝተጠቅዑ ቆልዑን ኣዴታትን ዝውዕል ልዕሊ 200 ሽሕ ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 19 March 2018 ኣብ ስጳኛ ዝርከብ ጨንፈር ኣህጉራዊ ማሕበር ግብረ ሰናይ ካሪታስ፣ ኣብ ኤርትራ ንዘጋጥም ዘሎ ዋሕዲ ማኣዛዊ መግብታት ኣዴታትን ቆልዑን ዝውዕል 209 ሽሕ ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ኣብ ቫቲካን [...]
ሕ/ኢማራት ዓረብ፣ ቁጠባ ሱዳን ንምብርባር 1.4 ቢልዮን ዶላር ኣብ ባንክ ‘ታ ሃገር ኣቐሚጣ

ሕ/ኢማራት ዓረብ፣ ቁጠባ ሱዳን ንምብርባር 1.4 ቢልዮን ዶላር ኣብ ባንክ ‘ታ ሃገር ኣቐሚጣ

Radio Erena: 19 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ቁጠባ ሱዳን ንምብርባር 1.4 ቢልዮን ኣብ ማእከላይ ባንክ እታ ሃገር ከምዘቐመጠት ተሓቢሩ። ሱዳን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መንግስታት ድ [...]
ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ይድግፍ

ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ይድግፍ

Radio Erena: 18 March 2018 ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣብ ዝዘተየሉ እዋን፣ ኣብ ጎድኒ መንግስቲ ኤርትራ ደው ምባሉ፣ ንሓያሎ ኣህጉ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዘይርጉእ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍታሕ ሓገዙ ከበርክት ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዘይርጉእ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍታሕ ሓገዙ ከበርክት ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ

Radio Erena: 18 March 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዘይርጉእ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍታሕ ሓገዙ ከበርክት ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ። ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ምስ [...]
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ንጉዳይ ኬንያ ዳግማይ ክርእይ እዩ

ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ንጉዳይ ኬንያ ዳግማይ ክርእይ እዩ

Radio Erena: 18 March 2018 ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ዕሽሽ ኢሉዎ ንዝጸንሐ ጉዳይ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታን ምኽትሉን ዳግማይ ከበጋግሶ ጀሚሩ ከምዘሎ ካብ ዘ ሄግ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ [...]
ፓርላማ ስዊዘርላንድ ምስ ኤርትራ ዘሎ ዝምድና’ታ ሃገር ዝያዳ ክድልድል ከምዘለዎ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ  ዘካየዶ ዋዕላ ገምጊሙ

ፓርላማ ስዊዘርላንድ ምስ ኤርትራ ዘሎ ዝምድና’ታ ሃገር ዝያዳ ክድልድል ከምዘለዎ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ ገምጊሙ

Radio Erena: 16 March 2018 ፓርላማ ስዊዘርላንድ ምስ ኤርትራ ዘሎ ዝምድና'ታ ሃገር ዝያዳ ክድልድል ከምዘለዎ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ ገምጊሙ። እቲ ባይቶ ንፈደራላዊ ቆንስል'ታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ ዉሳኔ፤ [...]
ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘተ ኣካዪዶም

ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘተ ኣካዪዶም

Radio Erena: 16 March 2018 ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘተ ኣካዪዶም። እቲ ብረቡዕ 14 መጋቢት ኣብ ከሰላ ዝተኻየደ ዘተ፤ ኣብ ሰሰለስተ ወርሒ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ከምዝካየድ ሱዳናዊ ወተሃደራዊ [...]
1 613 614 615 616 617 996 6150 / 9960