1 577 578 579 580 581 996 5790 / 9956
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ጀሚሩ፣ ወደብ ባጽዕ ንኣገልግሎት ኢትዮጵያ ክኽፈት’ዩ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ጀሚሩ፣ ወደብ ባጽዕ ንኣገልግሎት ኢትዮጵያ ክኽፈት’ዩ

Radio Erena: 05 August 2018 መንገዲ ኣየር ኤርትራ ድሕሪ 20 ዓመት ናይ ፈለማ በረርኡ ናብ ኢትዮጵያ ከምዘካየደ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እታ ብቀዳም 4 ነሓሰ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝዓለበት ነፋሪ [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ ንኽትሽምግል፣ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ ንኽትሽምግል፣ ኢትዮጵያ ሓቲታ

Radio Erena: 05 August 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ጉዳይ ዶብ ንምሽምጋል ወግዓዊ ሕቶ ኣቕሪቡ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብፍላ [...]
ኣብ ዚምባብወ ብዝተላዕለ ናዕቢ፣ ብዉሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ዚምባብወ ብዝተላዕለ ናዕቢ፣ ብዉሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 August 2018 ኣብ ዚምባብወ፣ ንሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገር ስዒቡ ብዝተላዕለ ናዕቢ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ደገፍቲ ተቓዋሚ ሰልፊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለ [...]
“ኣብ ክልተ ተኸፋፊላ ንዘላ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምትዕራቕ ክንሰርሕ ኢና” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ

“ኣብ ክልተ ተኸፋፊላ ንዘላ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምትዕራቕ ክንሰርሕ ኢና” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ

Radio Erena: 03 August 2018 ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ልክዕ ከም ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ክልተ ተኸፋፊላ ንዘላ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምትዕራቕ ክሰርሑ ምዃኖም ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ናይ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መራሒ ስርዓት ደርግ ነበር ኮ/ል መንግስቲ ሃይለማርያም ተዘራሪቡ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መራሒ ስርዓት ደርግ ነበር ኮ/ል መንግስቲ ሃይለማርያም ተዘራሪቡ

Radio Erena: 03 August 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ "ናይ ምድማርን ይቕሬታን ኣዋጃት ኣብ ዘጋውሓሉ ዘሎ እዋን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መራሒ ስርዓት ደርግ ነበር ኮለነል [...]
ጅቡቲ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክቕጽል ሓቲታ

ጅቡቲ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክቕጽል ሓቲታ

Radio Erena: 02 July 2018 ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት መሓመድ ስዒድ ድዋለ፣ ንባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ ዶባት ኤርትራን ጅቡትን ከምዘሰሓሕብ ብምጥቃስ፣ "ብኤርትራ ዝተታሕዘ መሬተ ጅቡቲ ኣሎ" ክብል ወቒሱ። [...]
እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲን ተቓወምቲን መንግስቲ ኤርትራ ብዝቕጽል ዘሎ ምትፍናን ሓደ መንእሰይ ብኻራ ተወጊኡ

እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲን ተቓወምቲን መንግስቲ ኤርትራ ብዝቕጽል ዘሎ ምትፍናን ሓደ መንእሰይ ብኻራ ተወጊኡ

Radio Erena: 02 August 2018 ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍቲን ተቓወምቲን መንግስቲ ኤርትራ ብዝቕጽል ዘሎ ምትፍናንን ግጭትን ሓደ መንእሰይ ብኻራ ከምዝተወግአ ተገሊጹ። እቲ ኣብ ክሊ 30ታት ዕድመ ዝርከብ መንእሰያት ኣብ ሆ [...]
ኢትዮጵያ፣  ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ቁጠዐ ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ቁጠዐ ይፈጥር

Radio Erena: 02 August 2018 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ልምዓት ሽኮር ዝተቐትሉ ሰለስተ ተወለድቲ ትግራይ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ሬስኦም ናብ መቐለ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ንህዝቢ ትግራይ ኣቖጢዑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ [...]
ዚምባብዌ፣ ድሕሪ ምእላይ ሮበርት ሙጋበ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ተዓዊቱ

ዚምባብዌ፣ ድሕሪ ምእላይ ሮበርት ሙጋበ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ተዓዊቱ

Radio Erena: 02 August 2018 ኣብ ዚምባብዌ፣ ን38 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መራሒኣ ነበር ሮበርት ሙጋበ ድሕሪ ምእላዩ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ምርጫ፣ ካብ እዋን ናጽነታ ኣትሒዙ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ [...]
ሱዳን፣ ተጨውዮም ዝጸንሑ 80 ቆልዑ ናብ ስድራቤታቶም ከምዝጸንበረት ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ተጨውዮም ዝጸንሑ 80 ቆልዑ ናብ ስድራቤታቶም ከምዝጸንበረት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 01 August 2018 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ተጨውዮም ዝጸንሑ 80 ስደተኛታት ቆልዑ፣ ኣብ መዓስከራትን ካልእ ከባቢታትን ናብ ዝርከቡ ስድራቤታቶም ከምዝተጸንበሩ ንሃገራዊ ኮሚቲ ምምካት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ብምጥቃስ [...]
1 577 578 579 580 581 996 5790 / 9956