Category: News

1 906 907 908 909 910 911 9080 / 9101

250 ዕጡቓት ኣልሸባብ ሰሊሞም

ኣስታት 250 ዝግመቱ ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ናብ ሰራዊት ሕበርት ኣፍሪቃ ማለት ኣሚሶም ከምዝሰለሙ ተገሊጹ። እቶም፣ 80 ኪሎሜተር ካብ ሞቛድሾ ርሒቓ ኣብ እትርከብ ከተማ ጆውሃር ናብ ኣሚሶም ዝሰለሙ ኣስታት 250 ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ [...]

መ.ኤርትራ ኣብ ካናዳ ዝእክቦ ግብሪ ደው ከምዘይብሎ ገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ግብሪ ደው ከምዘይብሎ ምግላጹ፣ ናሽናል ፖስት ሓቢሩ። መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ካናዳ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ብመንገዲ ኤምባሲ ኣቢሉ ክእክቦ ዝጸንሐ ናይ ክልተ ሚእታዊ ግብሪ፣ ደው ከብሎ [...]

ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ዳግም ተኸፊታ

ናይ ስራሕ ውዕላ ከይተሐድስ ብመንግስቲ ተኸልኪላ ዝጸንሐት ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ዳግም ተኸፊታ። ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ኣስመራ፣ ክትክክፈትን ኣባላታ ናብ ስርሖም ክምለሱን ዝተወሰነሉ ምኽንያት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት [...]

መ.ኤርትራ ኣብ የመን ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክመልሶም መዲቡ

መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ኣብ የመን ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክመልሶም ምስ መንግስቲ የመን ይዘራረብ ከምዘሎ፣ መንግስታዊ ማዕከን ዜና የመን ሓቢሩ።ብመሰረት ኣገልግሎት ዜና የመን ሳባ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ብቀዳም ኣምባሳደር ኤ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ብኩነታት ኤርትራ ሻቕሎቱ ገሊጹ

27 ኣባላት ሃገራት ዝሓቖፈ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰቦ ካብ ብራስለስ ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ሕብረት ኤውሮጳ ኣብቲ ብሰሉስ ትማሊ ሰሉስ ዝሃቦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኤርትራ ምጥሓስ ዘ [...]

መ.ኤርትራ ብዝዕድሎ ዘሎ ብረት ኤርትራውያን ሕቶ የቕርቡ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ክሳብ 70 ዓመት ንዝዕድሚኦም ደቂ ተባዕትዮን 40 ዓመት ንዝዕድሚኤን ደቂንስትዮን ጠበናጁ ናይ ምዕጣቕ መስርሕ ብዝልዓለ ኣብ ዝደፍኣሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ ህግደፍ ምኽንያት እዚ ንኩሉ ኣርሚሙ ዘሎ ስጉ [...]

ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ብስለያ ተኸሲሶም

ናብ ኤርትራን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ወትሃደራዊ ምስጢራት ከተቀባብሉ ጸኒሕኩም ተባሂሎም ዝተተርጠሩ ክልተ ወትሃደራውያን መኮንናት ዝርከብዎም ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ክሲ ከምዝተመስረተሎም ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። እቶም ብስለያ ሃገራዊ ድሕነት [...]

ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዴሞክራስያዊ ምስግጋር ስልጣን ክትግበር ምኽኣሉ ተስፋ ሰላም’ዩ

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዴሞክራስያዊ መስርሕ ዝተኸተለ ምስግጋር ስልጣን ክትግበር ምኽኣሉ፣ ኣብቲ ዞባ ዝዓበየ ተስፋ ሰላም’ዩ ክብሉ ዲፕሎማሰኛታት ይገልጽዎ ኣለዉ። ብሸኽ ሸሪፍ ሸኽ ኣሕመድ ዝ [...]

ቀ.ሚ. ሃይለማርያን ደሳለኝ ኣቦ ወንበር ኢህወደግ ኮይኑ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ፣ ሓድሽ ኣቦ ወንበር መሪጹ።ሚኒስተር መራኸቢታት ኢትዮጵያ ኣቶ በረኸት ስምኦን ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ሰልፊ ኢህወደግ ሓድሽ ኣቦ ወንበር ንምምራጽ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር [...]

ኣንሳር ቡርኒ፣ ደሃይ’ቶም ኣብ ኤርትራ ከምዝተሰወሩ ዝንገረሎም 8 ፓኪስታናውያን ንምርካብ ይሕልን

ህቡብ ፓኪስታናዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣንሳር ቡርኒ፣ ደሃይ’ቶም ኣብ ኤርትራ ከምዝተሰወሩ ዝንገረሎም 8 ፓኪስታናውያን ንምርካብ፣ ናብ ኤርትራ ክጎዓዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ 1993 ብኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ ኣቢሎም ናብ ኤርትራ ምስኣተዉ [...]
1 906 907 908 909 910 911 9080 / 9101