Category: News
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ጌጋ፣ ልዕሊ 2 ቢልዮን ብር ተወሲዱን ተዘዋዊሩን
RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ብዘጋጠሞ ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ናይ መስርሕ ጌጋ፣ ዓማዊል እቲ ባንክ ዝኾኑ ኣስታት 10ሽሕ ተጠቐምቲ ልዕሊ 2.4 ቢል [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ተታሒዞም
RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024
ፖሊስ ኣየርላንድ፣ ኣብ ወደብ ሮስላር፣ ተዓሺጋ ኣብ ዝነበረት፣ ተሳሓቢት ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ከምዝሓዘ፣ ጋዜጣን ኣይሪሽ ታይምስ ሓቢራ [...]
‘ትግራይ፣ 15% ግዳያት ጾታዊ ዓመት ካብ ዝኾና ደቂንስትዮ ንHIV ዝተቓልዓ’የን’
RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ኣስታት 120 ሽሕ ደቂንስትዮ ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ከ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤውሮጳ፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልክተ ምስ ጂቡቲ ተመያይጡ
RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024
እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዛዕባ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ጸጥታን ውሕስነ ናይ ንግዲ መራኽብ ዝረጋገጸሉን ስትራቴጂ ብዝምልክተ ምስ ሰብ ስልጣን ጂቡቲ መኺ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ማሕበረሰብ ንምሕጋዝ ናይ15 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ኣበጊሱ
RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024
ኣካል ሕቡት ሃገራት ዝኾነ፣ ውድብ መግቢን ሕርሻን (FAO)፣ ኣብ ኤርትራ ንሓደጋ ዝተቐልዑ መብዛሕቶም ብሕርሻ ዝነባበሩ ማሕበረሰብ ንምሕጋዝ፣ 15.8 ሚልዮን ዶላር ዝተ [...]
ግብጺ: ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበረላ’ዩ
RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024
ሕብረት ኤውሮጳ ብቕጠባዊ ማሕንቖታት ተታሒዛ ዘላ ግብጺ ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክገብረላ ምኳኑ ኣፍሊጡ::
ሕብረት ኤውሮጳ ንግብጺ ገንዘባዊ ሓገዝ ዝገብረላ ዘሎ ቁጠባዊ [...]
ኡጋንዳ: 1.6 ሚልዮን ስደተኛታት ተአንግድ
RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024
ኡጋንዳ 3.6% ካብ ብዝሒ ህዝባ ዝሽፍን 1.6 ሚልዮን ስደተኛታት ኣአንጊዳ ከምዘላ እዚ ድማ ዕጽፊ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዘሎ ስደተኛ ምኳኑ ተገሊጹ::
ኣብ ኡጋንዳ ዘ [...]
ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ
RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀን [...]
ኢጣልያ እትርከበን ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ግብጺ ይዝትያ
RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024
ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ ኡርሰላ ቫን ደር ለየንን መራሕቲ መንግስታት ኢጣልያን ግሪኽን ቤልጁምን፤ ዋሕዚ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ንምግታእ ዝዓለመ ውዕል ንምክያድ፡ ብ1 [...]
ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ
RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024
ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ዝውዕል፡ ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ንምህናጽ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ስምምዕ ከቲማ።
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተኸተመ ዝ [...]